https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/17042
ቤት ፅሕፈት ኣጠቃቀማ ምሕደራ መሬት ከዳሰተርን ከይዲ ስራሕ አጠቃቅማን ምሕደራን መሬት ከተማ ሸራሮ በሊዝ ጨረታ ኣብዚ ዓመት ኣብ ሽድሽት ግዜ ከጫርት ካብ ዝሓዞ ንራብዓይ ግዜ ብምጭራት ናብ ተጠቀምቲ መሬት ከመሓላልፍ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 18, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 27, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ:ሽራሮ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:--
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሚያዝያ 27, 2017 03:01 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መሬትን ሊዝን/

1 ብመደበኛ ጨረታ ንድርጅት ዝዉዕሉ 30 ቦታታት  :  ንመንብሪ ግልጋሎት ዝዉዕሉ 146 ቦታት  ብጠቅላላ ድምር 76 ቦታታት

2 እዚ ጨረታ ብሚድያ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ካብ 18/7/2017 ዓም ኣብ ዘሎ 10 ናይ ሰራሕ መዓልቲ ዉሽጢ ናብ ቤት ፅሕፈት ኣጠቃቀማ ምሕደራ መሬት ከዳሰተርን ከይዲ ስራሕ አጠቃቅማን ምሕደራን መሬት ከተማ ሸራሮ እንዳመፃእኩም ሰነድ ጨረታ ክትወስዱ ትክእሉ

3 ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ኣድለይ ዘበለ ብምምላእ ብስፖስታ ዓሺጎም ብምእታዉ ክትጫረቱ ክነፍልጥ ንፈቱ

4 ኣብ ቤት ፅሕፈት ኣጠቃቀማ ምሕደራ መሬት ከዳሰተርን ከይዲ ስራሕ አጠቃቅማን ምሕደራን መሬት ከተማ ሸራሮ