https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/17015
መቐለ ቀዳማይ ወያነ ገዛ ስ/ሕ/ስ/ ማሕበር ናይቲ ማሕበር ሓፍቲ ናይ ኦዲት ስራሕ ዝሰርሕ ኦዲተር ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 14, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 28, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሚያዝያ 29, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/

ኦዲት ንምክያድ ንካልኣይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ

መቐለ ቀዳማይ ወያነ ገዛ ስ/ሕ/ስ/ ማሕበር ናይቲ ማሕበር ሓፍቲ ናይ ኦዲት ስራሕ ዝሰርሕ ኦዲተር ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደሊ እዞም ዝስዕቡ ናይ መወዳደሪ ረቂሓታት እተማልኡ ካብ ዕለት 01/11/2014ዓ/ም ክሳብ 30/10/2017 ዓ/ም ዘሎ ሒሳብ ኦዲት ንምክያድ::

ዝድለዩ ረቋሒታት:-

• በዚ ሞያ ናይዚ ዓመት ዝተሓደሰ ሕጋዊ ናይ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎ/ዋ/

ተ.ቁዓይነት ሰነድመዐቀኒበዝሒ
1ናይ ኣታዊ ሰነድኣቃፊ8
2ናይ ወፃኢ ሰነድኣቃፊ3
3ካልኦት ናይቲ ማሕበር ሃፍቲንብረት
ድምር11

• ቲኦቲ /ቫት/ ዝተመዝገቡ:

• ቅድምሕዚ ኣብ ዝተፈላላዩ ትካላት ኦዲት ዘካየድኩም መረዳእታ እተቅርቡ

• ናይቲ ማሕበር ኦዲት ንምክያድ ቲኦቲ /ቫት/ ሓዊሱ ብናይ ባዕልኹም ዋጋ መቕረቢ መሊእኹም ናይ ትካልኹም ማህተም ገይርኹም ክተቅርቡ እትክእሉ ንግዲ ፍቃድኩምን ቲንን ፎቶ ኮፒ ኣታሓሒዝኩም ካብ 14/8/17 ክሳብ 28/8/2017 ዓ/ም ኣብ ብሎክ ረ ገዛ ቁፅሪ 307 ብፓስታ ኣሽኩም ንክተቅርቡ ንዕድም:

• ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 28/8/2017 ዓ/ም፥

• ጨረታ ዝከፈተሉ ዕለት 29/8/2017 ሰዓት 4:00

መብርሂ:- ነዚ ጨረታ ዘድልዩ ሓበሬታታት ንምርካብ ኣቐዲምኩም ኣብ ቤት ፅሕፈት ብሎክ ረ/E/3 ደብሪ ገዛ ቁፅሪ 307 ምሕታት ትኽእሉ::

መቐለ ቀዳማይ ወያነ ገዛ ስራሕ ሕ/ስ/ማ

ቀዳማይ ወያነ ዋዛ ስራሕ ዕሕፈት

034-441-53-16