https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/17013
ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ ምስ ገባሪ ሰናይ ENFBA ብምትሕብባር ኤሌክትሮኒክስ ኮር 15 ዴስክ ቶፕ ኮምፒተር : A4 size Black and white printer : projector ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 14, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 24, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:15000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሚያዝያ 24, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

1 ኣብቲ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ ተጫረቲ ምልክታ ከብ ዝወፀሉ 9/8/2017 ዓም ከሳብ 24/8/2017 ዓም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ሰነድ ጨረታ 100 ቅርሺ ብምክፋል ካብቲ ቢሮ ክትወስዱ ትክእሉ

2 ተጫረቲ ናይ ዘበኑ ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም : ወረቀት  ምስክር መቅረባይነትን ከቅርብ ዝክእል

3 መለለይ ከፈልቲ ግብሪ ዘለኩም

4 ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩም

5 ናይ ወርሒ ጥሪ 2017 ዓም ሒሳብ ዘፍለጥክምሉ ዲክለር ዝገበርሉ መረዳእታ ክተቀርቡ እትክእሉ

6 መከበሪ ጨረታ 15000 ብስፒኦ ገንዘብ ክትሕዝ ዝክእል

7 ተጫረቲ እቲ ዝጫረትሉ ዋጋ ብቢሮ ኣብ ዝተዳለወ መቅረቢ ቅጥዒ ብምምላእ ብፖስታ ብምእሻግ ኣብቲ ዝተገለፀ ግዚ ኣብቲ ቢሮ ኮምፐሊክስ ህንፃ ራብዓይ ብሎክ ራብዓይ ደብሪ ቁፅሪ 228 ናብ ዝርከብ ሳንዱቅ ጨረታ ክተእትዉ ትክእሉ

8 ተጫራታይ ንዝሰዓሮ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስረ ዝክእል

9 እቲ ጨረታ 24/8/2017 ዓም ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት 24/8/2017 ዓም ሰዓት 3:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረከብሉ ይክፈት

10 ተጫረቲ ናይ ዝሰዓርዎ ንብረት 10 ሚእታዊ መከበሪ ዉዕሊ ከትሕዙ ዝክእሉ

11 እቲ ቢሮ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

12 እቲ ቤት ዕዩ ሰዓራይ ጨረታ ኣብ ዝመርፀሉ እዋን ዝግዛእ ኣቅሐ ወይ ግልጋልት ዓቀን ወይ ዋጋ ክምድልየቱ ካብ ነብሰወከፈ ነፀላ ኣቅሐ 20 ሚእታዊ ክዉስክ ወይ ክቅንስ ይክእል እዩ

13 ኣብቲ እትመልእዎ ዋጋ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝሐወሰ ክከዉን አለዎ ሽምን ክታማን በዓል ዋና እዉን ክህልዎ አለዎ

14 መብርሂ ነብሰወከፈ ናይ መወዳደሪ ደኩምንት ንፁር ኮይኑ ክቀርብ አለዎ

15 ንተወሳኪ ሐበሬታ  0344410540