https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/17006
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ደጎዓ ተምቤን ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ናይ መደበኛ ዝተረከበ በጀት ንናይ ወረዳ ደጎዓ ተምቤን ኣብያት ዕዩ መንግስቲ ዝጥቀመሉ ዝተፈላለየ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 10, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 29, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ:ደጎዓ ተምቤን
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሚያዝያ 29, 2017 03:01 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

1 ስለዚ ሰነድ ጨረታ ካብ 8/8/2017 ዓም ክሳብ 29/8/2017 ዓም ብኣካል ብምቅራብ ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ደጎዓ ተምቤን ብኣካል እናመፃእኩም ትወስዱ ትክእሉ ምካንኩም እናሐበርና እናገለፅና ሰነድ ጨረታ 100 ቅርሺ ብምከፋል ካብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ደጎዓ ተምቤን ቁፅሪ ክፍሊ 03 ትወስዱ ትክእሉ ዝርዝር መዓቀኒ ድማ ኣብቲ ሰነድ ጨረታ ክትረክብዎ ኢኩም

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0947492334 / 0914134261