https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/17004
ኣብ ግዘያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕሪዝደንት ዳይሬክቶሪት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረትን ምምሕዳር ግልጋሎት ዝርከቡ ንቤት ፅሕፈታትን ካቢኔ ሲክተሪያትን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ከም ኮምፒተር ላፕቶፕ ፕሪንተር ወዘተ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 10, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 18, 2017 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:200
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ሚያዝያ 18, 2017 11:31 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

1 ኣበዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ ብንግዲ ዘፈርኩም መሰረት ናይዚ ዘመን ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ : ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ምዝገባ ቲን ናምበር : ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩም እዚ ግልፂ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓተ ክሳብ  18/8/2017 ዓም ሰዓት 11:30 አብ ዘሎ ናይ ስራሕ ግዜ  ናይ ጨረታ ዝርዝር መምርሒ ሰነድ ካብ ዳይሬክቶሪት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረትን ምምሕዳር ሳልሳይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 19 ዘይምለስ 200 ቅርሺ ከፊልኩም ብመዉሳድ  ክትጫረቱ ንዕድም

ንፉሉይ ሐበሬታ ስልኪ ቁፅሪ 0344406451 / 0914706215