https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/1698
ቤት ፅሕፍት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዓዲግራት ዓመት 2008 በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኮምፒተርን ኮመፒተር አክሰሰርን አቁሑት ኤለክትሮኒክስ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮኑ ናይ መኪና ዘይትን ቅብኣትን ብቫትን ብዘይ ቫትን ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ተወዳደርቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግዚኢት ክፍፅም ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 22, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 1, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:ዓዲግራት
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሰነ 1, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ስለዚ ሕጋዉያን ተጫረቲ ግቡእ ዘማላእኩም ተወዳደርቲ ዘይምለስ ብር 50 እናከፈልኩም እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 22/ 09 /2008 ክሳብ 1/10 /2008 ዓም ናይ ጨረታ ሰነድ ብምዉሳድ ኣብቲ ጨረታ ክትሳተፉ ይዕድም

ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 1 /09/ 2008 ዓም ሰዓት 9 ፡00 ድሕሪ ሰዓት ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡ 30 ድሕሪ ሰዓት ኣብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዓዲግራት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ Â ወኪል ብዘለዉሉ ዝክፈት ይከዉን

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 44 452872 ወይ 03 44 450106 ምሕታት ይከኣል

Â