https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/16943
ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝተፈላለዩ ስልጠናታት ዝህቡ ትካላት ብምውድዳር ሰራሕተኛታቱ ከብቅዕ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 2, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 17, 2017 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5,000.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:200.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሚያዝያ 17, 2017 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኦርጋኒዜሽን ኮንሳልታንሲይ/

ምልክታ ጨረታ

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝተፈላለዩ ስልጠናታት ዝህቡ ትካላት ብምውድዳር ሰራሕተኛታቱ ከብቅዕ ይደሊ፡፡ ዝለዝኾነ ድማ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቛሒታት እተማልኡ ዝምልከተኩም ኣማኸርቲ (Consultants) ንክትሳተፉ ይዕድም፡፡

1. ናይ 2017 ዓ.ም በቲ ዘርፊ ስራሕ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎ፣

2. መለለዪ ንግዲ ፍቓድ (Tin Number) ምስ ንግዲ ፍቓድ ፎቶ ኮፒ፣

3. VAT ወይ IOI ተመዝገብቲ ዝኾኑን ዝተመዝገብሉ መረዳእታ ወርሒ ጥሪ 2017 ዓ.ም ዲክላራስዮን ከቕርቡ ዝኽእሉን፣

4. ጨረታ መኸበሪ ሰነድ ብስፒኦ (CPO) ብር 5,000.00 ዘትሕዙ፣

5. ካብ እስፐሲፍኬሽን ወፃኢ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን፣

6. እዚ ጨረታ ስዒርካ ምስ ተብሃለ ኣብ ውሽጢ 3 መዓል 10% ናይ ዝመልኦ ዋጋ መኸበሪ ውዕሊ ብምቕራብን ዘየማትእ ውዕሊ ብምእሳርን እቲ ስልጠ ብመሰረት ኣብ ምርድዳእ ዝተበፅሐለ ጊዜ ሰሌዳ (Programme) ስልጠና ክህብ ዝኽእል፡፡

7. እቲ ዋጋ ክምላእ ከሎ ምስ VAT ወይ TOT ምዃኑን ዘይምዃኑን ብንፁር ክቕመጥ ኣለዎ፡፡ ብንፁር እንተዘይተፈሊጡ ምስ VAT ወይ TOT ከምዝተመልአ ተሓሳቢ ይግበር፡፡

8. ኣብቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ሙሉእ ሽምን ማህተምን እቲ ትካል ክጥቀስ ይግባእ፣

9. ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበር ልምዓት ትግራይ (ጥቓ ቤተ መንግስቲ ሃፀይ ዮሃንስ) ቢሮ ቑፅሪ 150 እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ስራሕ ሰዓት ብር 200.00 ብምኽፋል ምውሳድ ይከኣል፣

10. ማ.ል.ት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፣

11. እዚ ጨረታ ዕለት 17/08/2017 ዓ.ም ሰዓት 8፡30 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 9:00 ኣብ ቤት