https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/16939
ቤት ፅሕፈት ግልጋልት ቀረብ ማይ መቀለ ን2017 ዓም በጀት 2017 ዓም ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሰራሕተኛታት ደንቢ ክዳን ጫማን ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ ክጫረቱ እትደልዩ ተጫረቲ ንክትወዳደሩንዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 1, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 15, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:300
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሚያዝያ 15, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈለን ዝተሐደሰ ንግድ ፍቃድ:  ናይ መቅረባይነት መለለይ ቁፅሪ :  ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነን

2 ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት መረጋገፂ ዘቅርብ

3 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ዕደጋ ክፍሊ ኣብ ምድሪ ቤት 1 ክሳብ 2 ወይድማ ቀዳማይ ደብሪ ቁፅሪ 02 ብምምፃእ ካብ 1/8/2017 ዓም ክሳብ 15/8/2017 ዓም ዘይመለስ 300 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል

4 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 15/8/2017 ዓም ሰዓት 4:00 ኮይኑ በዚ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረክበሉ ይክፈት

5 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344407335 0914735845