https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/16938
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ቤት ፅሕፈትና ናይ ዓዲ ቆለማይ ናይ ጀነሬተር ስውች ቦርድን ዝሓዘ ገዛ መስኮት ብመንድቅ ንምስራሕ (ንምዕፃው) ንመንደቂ ዘገልግል ብሎኬት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 1, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 1, 2017 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ -18, 1745 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት/

ፕሮፎርማ መፍለይ ቁፅሪ 36/2017 ዓ/ም

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ቤት ፅሕፈትና ናይ ዓዲ ቆለማይ ናይ ጀነሬተር ስውች ቦርድን ዝሓዘ ገዛ መስኮት ብመንድቅ ንምስራሕ (ንምዕፃው) ንመንደቂ ዘገልግል ብሎኬት ተዓዲጉ ንክቐርብ ብደ.ቁ 22163/ቐ/መ/ማይ ዕለት 17/7/2017 ዓ.ም ብኣውራ ከ/ስ/ትካላት መስተ ማይ ብዝቐረበ ሕቶ ዕድጊት መሰረት ንምዕዳግ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ኣብዚ ጨረታ ፕሮፎርማ ትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ሮቅሓ ክተማልኡ ይግባእ፡፡

- ናይ ዘመኑ ሕጋዊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ምቅራብ ዝክዕል ዘይተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ

- ዘቅረበ ተወዳዳሪ ተቐባልነት የብሉን (ካብ ውድድር ወፃኢ)ይግበር

- ግብሪ ከፋሊ /TIN/ንምኻኑ ማስረጃ ምቅራብ ዝኽእል

- ዘይተማለአ ደኩመንት ተቀባልነት የብሉን

- ናይ ተወዳደርቲ ድርጅት ማሕተምን ፊርማን ይገበር

- እቲ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል ::

ተ.ቑዓይነት ንብረትመዐቀኒበዝሒነ/ዋጋጠ/ዋጋመብርሂ
120x20x40cm thick hallow concreat block wall baded in the cerent sand mortal 1:3 ratio class of H.C.B should be class "B"Pcs125.000

N.8

- እቲ ኣብ ላዕሊ ዝተዘርዘረ መረዳእታ ኮፒ ተገይሩ ተደሓሒዙ ክቀርብ አለዎ

- ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ግዜ ካብ ዕለት 30/7/2017 ዓ.ም ክሳብ 2/8/2017ዓ/ም

ኣድራሻ

- ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ መቐለ 03 ቀበሌ ስ.ቁ.0344407335