https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/16931
ወረዳ ከተማ ዓዲ ግራት ቤት ፍርዲ ን2017 በጀት ዓመት ንግልጋሎት ዝውዕሉ ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ሕትመት ፣ ኤሌክትሮኒክስ ዝውዕሉ ንብረታት ምልክታ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 30, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 9, 2017 06:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000.00
  • ቦታ:ዓዲግራት
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:20.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሚያዝያ 9, 2017 07:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቑፅሪ 150/72/2017

ዕለት 26/07/2017ዓ/ም

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ

ወረዳ ከተማ ዓዲ ግራት ቤት ፍርዲ ን2017 በጀት ዓመት ንግልጋሎት ዝውዕሉ ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ሕትመት ፣ ኤሌክትሮኒክስ  ዝውዕሉ ንብረታት ምልክታ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ስለዚ ኣብዚ ክትወዳደረ ስትደሰዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ፤

3. በቲ ዝወዳደረሱ ዘርፍ ሕጋዊ ንግዲ ቃይ ለምን ናይ 2017ዓ/ም ንገዲ ፍቓድ ዘሐደሰ

4. ናይ ቫት ተመዝጋቢ ምኻኑ ስርተፊኬት አቀርብ ዝኽእል

3. ቲን ምዝገባ ካብ ቢሮ ራይ/ኢኮ/ûምዓትን ዝተውሃበኩምን ከቅርብ ዝክእልን

4. ናይ ሠቀባይነት ሰርተፊኬት ከቅርብ ዝክልል

5. ቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ ናይ ጨረታ መኽበሪ ብር 3000.00/ ሰሰስተ

6. ናይ ጨረታ ስነድ ካብ ዕሰት2/07/2017ዓ/ም ክሳብ ዕሰት 9/05/2017ዓ/ም ሰዓት 6፡30 ካብ ቤት ፅሕፈት ወረዳ ገ/ኣፈሹም ቢት ፔርዲ ከይዲ ስራሕ ዕ/ ምም/ር ንብረት ምውሳድ ይከኣል፡፡

7. ተጫረቲዘይምሰስ ብር 20.00/ዒስራ ብር / ብምክፋሰ ነቲ ዝተዳሰመ ሰነድ ጭረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ወረዳ ጋ/ኣፈሹም ቤት ፍርዲ ከይዲ ስራሕ ዕ//ምም/ር ንብረት ምውሳድ ይከሳል፡፡

8. ጨረታ ሳንዱቀ ዕለት 09/08/2007ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 6፡30 ተዓሽጉ ብተመሳሳሲ ዕሰት 09/08/2017ዓ/ም ሰዓት 7፡30 ተጫረቲ መይ ከዓ ሕጋዊ ውክልና ዘሰዎም ተጫረቲ ካብ ዘሰውሱ ይክፈተ፡፡

9. ሰዓራይ ምካኑ ካብ ዝተነገረሱ ሐሰት ይሚሩ ኣብ ውሽጢ 3ተ ዓሰቲ ቀሪቡ ሲሲ ስለዕር ዝክእል

10. ተወሳኪ መረዳእታ ኣብ መምርሒ ተጫራቲ ኣብ ዝተዳሰሠ ዝርዝር ሰነድ ምርኣይ ይከሳል፡፡

11. ቤት ፅ/ትና ዝሐሸ በማዒ ንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብውሱñ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሱ ዝተሓሰዉ እዩ፡፡

ናይ ተጫረቲ መምርሒ

ሕድ ሕድ ናይ ጨረታ ሰነድ

1. ናይ ተጫረቲ ሽም ፣ፌርማ ፣ ኣድራሻ፣ ማህተም ከገበሮ ኣሰም፡፡

2. ተጫረቲ ናይቲ ጨረታ ላሸናፊ እንተኾይኑ ዘሸነፎ ንብረት ኣብ ውሽጢ ክንደይ መዓልቲ ከምዘቕርብ ከገሰፅ ይግባሽ

3. ካብ ጨረታ 2ይ ን 3ይ ን ዝኾኑ ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዝኸበረ ጨረታ ዝሰዓሩ ኣካላት ውዕሊ ምስ ኣዕሩ ሽዑ ንሽዑ ይምሰን

4. ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዘኽበረኦም ብ ጥረ ገንዘብ ወይዘባንኪ ብዝተረጋገፀ ቼክ ሠይ ሲፒኦ ከቕርቡ ይኸለሱ፡፡

5. ኣብ ጨረታ ዘሸነፉ ተጫረቲ ውዕሲ ከላስ ኣብ ዝተዉሃቦም ጊዜ ገደብ ውሽጢ ቀረቦም ናይ ዘሸነፍዎ 10 % ሙዕሲ መኽበሪ ብምትሓዝ ውዕሲ ናይ ምእሳር ግቡእ ኣሰምም

6. ተጫረቲ ናይ መንግስቲ ግብሪ ዝኸፈሱን ናይ 2017ዓ/ም ፍቓድ ዘሐደሱን ወርሓዊ ዲክሰሬሽን ኣሰሦም

7. ተጫረቲ መቕረባይነት ዝተመዝገቡን በቢሠርሑ ናብ ግብረ ኣካቢ ኣካል ዘፍለጠን ኣታዊ ኣለዎም፣ናይ ከፈሰቲ ግብሪ መሰሰዶ (TIN) ከቕርቡ ኣሰዎም ምካኖም መረዳእታ ከቕርቡ

S. ከይዲ ጨረታ ብዘይ ኣግባብ ንምዝባዕ ምፍታን ብሕጊ ዘሕትትን ኣብ ዝኾነ ጨረታ ከይሳተፍ ከሳብ ምስጋድ ዘከይድ ስጉምቲ ዘስዕብ ምኾኑ ከፈሰጡ ይግባእ፡፡

9. ተጫረቲ ዘቕርብዎ ናይ መወዳደረ ሓሳብ ነዙይ ተባሂሱ ተዳልዩ ኣብ ዝተዉሃቦም ቀጥዒ ጥራሕ ክከውን ይግባእ፡፡

10. ጨረታ ሦስተከፈተ ተጫረቲ ኣብ ዘቕርብዎ ናይ መሠዳደረ ሓሳብ ሰሙm መይ ምምሕያሽ ምግባርን ካብቲ ጨረታ ንንብሶም ምግሳስን ኣይኸሱን፡፡

11 ጨረታ ዕሰት 09/0S/2017ዓ/ም ሰዓት 6፡30ተዓፅዩ ዕሰትO9/05/2017ዓ/ም ሰዓት 7፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሱ ይክፈት፡፡

12. ተጫራቲ ናይ ጨረታ ፖስታ ኣብዚ ናይ ተጫረቲ መምርሒ ዝተቀመጠን ካሰሶት ናይ ጨረታ ጉቡላትን መረዳስታታትን ክሳብ ዘማልኡ ብኣካል እንተዘይቀረቦም እውን ፖስቶሶም ኣብ ጨረታ ክኽፈት ይግበር፣፣

13. ተጫረቲ ዘሸንፍዎም ንብረታት ብናይ ባዕሎም መጓዓዓዚ የቕርቡ:-

14. ተጫረቲ ግሰፂ ኣብ ዘይኮነሱም ኣብ ጨረታ ስነድ ዝተተወሱ ነጥብታት መብርሂ ወይ መማሐየሺ ሕቶ ከቕርቡ ዝኽለሱ ጨረታ ዝኸፈተሱ እዋን ቕድሚ ምብፅሑ ይኸውን :

15. ለቲ ከይዲ ስራሕ ጨረታ ምስተኸፈተ ከም ሳድሳይነቱ ናይቲ ዝግዛእ ኣቁሑት ሠሠን ክሳብ 20% ክውስኽ ወይ ክቕንስ ይኸለሰ

16. ሰነድ ጨረታ ካብ ወረዳ ገ/ኣፈሹም ቤት ፍርዲ ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ምውሳድ ይከኣል

17. ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ ዝንተፈኪቡ እቲ ከይዲ ጨረታ ብሙሱስ ይኹን ብኸፋሰ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡