https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/16917
ቤት ፍርዲ ከተማ መቐለ ኣብ ከተማ ዓዲ ጉደም ዝርከብ ስፍሓቱ 6,580 ሜትር ካሬ ብመበገሲ ዋጋ ብር 6,870,160 (ሽዱሽተ ሚልዮንን ሸሞንተ ሚኢትን ሰብዓን ሽሕን ሓደ ሚኢትን ሱሳን) ብግልፂ ጨረታ ክሽየጥ ስለዝተደለየ::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 29, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 6, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:25%
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጉንበት 6, 2017 07:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ/

ም ል ክ ታ

ኣፈ/ኸሰስቲ፦ እኒ ኣብርሃ ሰብሆ

ኣፈ/ተኸሳሲ፦ ኣይተ ሙሉ ሃይለማርያም

ሞንጎ ብዘሎ ኣፈፃፀም ኽርክር ብሽም ኣፈ/ተኸሳሲ ተመዝጊቡ ኣብ ከተማ ዓዲ ጉደም ዝርከብ ስፍሓቱ 6,580 ሜትር ካሬ መዋሰኒኡ፦ ብሰሜንን ደቡቡን መንገዲ ብምብራቕ ፦ ዘርኡ ገብረሊባኖስ፣ ብምዕራብ-ፕሎት፣ጥቓ ወይ ጎኒ ዳ ጋብር ቤተክርስትያን ዝርከብ ኾይኑ ብመበገሲ ዋጋ ብር 6,870,160 (ሽዱሽተ ሚልዮንን ሸሞንተ ሚኢትን ሰብዓን ሽሕን ሓደ ሚኢትን ሱሳን) ብግልፂ ጨረታ ክሽየጥ ስለዝተደለየ፣ ጨረታ ሰዓራይ ናይቲ ዝሰዓሮ 25% ሽዑ ንሽዑ ወድያውኑ ዝኸፍል፣ዝተረፈ 75% ድማ ኣብ ውሽጢ 15መዓልቲ ዝኸፍል፣ሕሉፍ ዕዳ ንኣፈ/ተኸሳሲ ዝምልከት ኾይኑ ናይ ሽም መዛወሪ ብጨረታ ሰዓራይ ዝሽፈን ምዃኑ ፈሊጥኹም ክጫረት ዝደሊ ኣብቲ ገዛን ቦታን ዝርከበሉ ጨረታ ንዕለት 06/09/2017ዓ/ም ካብ ሰዓት 4፡00-7፡00 ንኽካየድ ብከተማ መቐለ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ስለዝተኣዘዘ ክጫረት ዝደሊ ንኽጫረት ፃውዒት ቐሪቡ ኣሎ።