https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/16913
ዋሕስ ናይ ገዛ ቁጠባን ህንፀትን ኣክሲዮን ማሕበር፤ ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ ዓይደር ዓዲሓ እንዳ ኪዳናምሕረት ኣከባቢ ኣብ ደረጃ ብሎኬትን ልስንን ' በፂሒ ዘሎ ሎተ ክልተ (G+4) ህንፃ ንንግዲ ኣገልግሎት ዝውዕሉ ናይ ግራውንድን ቦታክንሽየጥ ሰለዝደለና ድሌት ዘለኩም ተጫረቲ ክትሳተፉ ንዕድም ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 27, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 18, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:50,000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:300
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ሚያዝያ 18, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ገዛ/ህንፃ ምሻጥ/

ምልክታ ግልፂ ጨረታ ናይ ንግዲ ቦታ

ዋሕስ ናይ ገዛ ቁጠባን ህንፀትን ኣክሲዮን ማሕበር፤ ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ ዓይደር ዓዲሓ እንዳ ኪዳናምሕረት ኣከባቢ ኣብ ደረጃ ብሎኬትን ልስንን ' በፂሒ ዘሎ ሎተ ክልተ (G+4) ህንፃ ንንግዲ ኣገልግሎት ዝውዕሉ ናይ ግራውንድን ቦታክንሽየጥ ሰለዝደለና ድሌት ዘለኩም ተጫረቲ ክትሳተፉ ንዕድም ፡፡

1) መበገሲ ዋጋ ንሓደ ሜትር ካሬ ንግራውንድ 100,000 (ሚእቲ ሽሕብር)

2) ናይ ጨረታ መኽበሪ (CPO or unconditional bank grantee) 50,000(ሓምሳ ሽሕብር) ከቕርብ ዝኽእል።

3) ናይቲ ጨረታ ሰዓራይ እቲ ዘለዓለ ዋጋ ዘእተወ

4) ድሌት ዘለኩም ተጫረቲ ዘይምለስ ብር 300(ሰለስተ ሚኢቲ) ብምኽፋል ናይ ጨረታ ሰነድ ኣብ ቀበሌ 16 ሮማናት ኣደባባይ ናብ ቢሮ ትምህርቲ ዝወሰድ መንገዲ ኣቢሲንያ ባንክ ኣብ ዝርከበሉ ህንፃ 3ይ ደብሪ ብምቕራብ ካብ ዕለት 27/07/2017 ዓ/ም ኣብ ስራሕ ስዓት ምውሳድ ይካኣል፡

5) ተረቲ ዝተማለአ ሰነድ ኣብ ቀበሌ 16 ሮማናት ኣደባባይ ናብ ቢሮ ትምህርቲ ዝወሰድ መንገዲ ኣቢሲንያ ባንክ ኣብ ዝርከበሉ ህንፃ 3ይ ደብሪ ኣብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቕ ካብ ዕለት 27/07/2017ዓ.ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 18/08/2017ዓ.ም ቅድሚ ሰዓት 3:30 ኣብ ሰራሕ ሰዓት ምእታው ይኽእሉ፡፡

6) እቲ ጨራታ ተረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸበሉ ዕለት 18/08/2017 ቅድሚ ሰዓት 3:30 ተዓሺጉ ሰዓት 4:00 ቅድሚ ሰዓትይኸፈት፡፡

7) ተጫረቲተወሳኺሓበሬታእንተደልዮምብቑፅሪሰልኪ+251938000111,+251938000222 ምድዋል ይካኣል፡፡

8) ትካልና ዝሓሸ መማረፂ ተረኺቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡