https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/16911
ትካል መቀለ ኦርቶ ፊዝዮቴራፒ ማእከል ኣብ ውሽጡ ዝርከብ ዝተኣከበ ቁርፅራፅ ናይ ዘገልገለ ሓፂን ኣጫሪቱ ክሸይጥ ስለዝደለየ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 26, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 30, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:1000.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ -18, 1745 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ምልክታ ጨረታ ቁርፅራፅ ሓፂን

ዋኒኑ፣ ናይ ዘገልገለ ቁርፅራፅ ሓፂን ኣጫሪትካ ምሻጥ ይምለከት

ትካል መቀለ ኦርቶ ፊዝዮቴራፒ ማእከል ኣብ ውሽጡ ዝርከብ ዝተኣከበ ቁርፅራፅ ናይ ዘገልገለ ሓፂን ኣጫሪቱ ክሸይጥ ስለዝደለየ ኣብዚ ስራሕ ዝተዋፈርኩምን ተጫሪትኩም ንምዕዳግ ድልየት ዘለኩም ኣካላት ንቲ ንብረት በኣካል ብምርኣይ ናይ ጨረታ መትሐዚ 1000.00/ሓደ ሽሕ ብር/ ብምትሓዝ ኣብቲ ጨረታ ተሳተፍቲ ክትኮኑ ይዕድም።

መተሓሳሰቢ

1- ኣብቲ ጨረታ ዝሰዓረ ሰብ ወይ ትካል ኣብ ውሽጢ 5ተ መዓልቲ የልዕል

2- ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ጊዜ ካብ ዕለት 26/07/2017

3- ጨረታ ዝካየደሉ ዕለት02/08/2017 ዓ/ም ስዓት 3 ንጉሆ ብር/ ብምትሓዝ 30/07/2017 ዓ/ም እዩ።

4- መ/ቤት ጨረታ ዘየዋፅኦ ኮይኑ እንተረኺብዎ በኸፊል ይኹን ሙሉእ ንሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ኣደራሻ

- ትሕቲ ቅዱስ ሚካኤል ቤተ ክርስትያን 

ፊትንፊት ወረዳ እንደርታ ቤት ፍርዲ 

ጎኒ ኢምግሬሽን ቤ/ፅ