https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/169
አብ ሰሜን ክ ከተማ መቐለ አብ ጣብያ ለካቲት ቁሸት ራህዋ ትራንስፈርስተሽን ንምስራሕ ስለዝተደለየ ናይ ማተሪያል : ናይ ግልበት :መሽነርን ከጫርት ይደሊ::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 18, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 29, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል /

ምልክታ ጨረታ

1 አብ ሰሜን ክ ከተማ መቐለ አብ ጣብያ ለካቲት ቁሸት ራህዋ ትራንስፈርስተሽን ንምስራሕ ስለዝተደለየ ናይ ማተሪያል : ናይ ግልበት :መሽነርን ከጫርት ይደሊ::

2 ሰሜን ክ/ከተማ ከባቢያዊ ልመዓት ድማ አብዚ ስራሕ ዝደልዩ ደረጃ 10ተ ( ዓሰርተ) ደ.አ.ን.ት (ደቂቅ) ናይ ህንፃ ጠቅላላ ኪንስትራክሽን ተኮናተርቲ ክትጫረቱ ይዕድም ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግብኦም ረቆሒታት::

3 ተጫረቲ እቲ ስራሕ መደብ 60( ስልሳ) ናይ ካላንደር መዓልቲት ከጠናቅቁ ዝክእሉ::

4 ድሌት ዘለዎም ደ.አ.ን.ት ናይ ኮንስትራክሽን ተጫረቲ ዘይምለስ ብር 100 (ሐደ ሚኢቲ ብር) ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ካብ ሰሜን ክ/ከተማ ቤት ፅሕፈት ከባቢያዎ ልምዓት ቢሮ ቁፅሪ 19 ብምቅራብን ብርኪ ትካሎም ዝገልፅ ፍቃድ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ን ብምቅራብ ክወስዱ ይክእሉ::

5 ተጫረቲ ሐደ ኦርጅናልን ክልተ ፎቶ ኮፒን ሰነድን ነንበይኑ ብምዕሻግ አብ ሐደ ዓብይ ፖስታ ጠሚሮም ከቅርቡ አለዎም::

6 ተጫረቲ ሰነዳቶም ኣሺጎም ብምቅራብ ሕድሕድ ፖስታ ማህተም ዓሪፍዎ ሙሉእ ኣድራሻ እቲ ትካል ክገልፅ ይግባእ::

7 ተጫረቲ ዝመልአዎ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈት ክፍለ ከተማ ከባቢያዊ ልምዓት ካብ ዕለት 14/02/ 07 ዓ/ም ጀሚሮም ምዉሳድ ይክአሉ::

8 ጨረታ ዝአትወሉ ግዜ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 14/02 /07 ዓ/ም ክሳብ 29/ 02 /07 ዓ/ም ቅድሚ ሰዓት 4:00 ዘእቱ::

9 ተጫረቲ መከበሪ ጨረታ 3000 ( ሰለስተ ሽሕ ) ብር ብብሄራዊ ባንኪ ካብ ዝተፈቀደሎም ዝተፈለጠ ባንክታት ዝዉሃብ አብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ዉሕስና ባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክን ለተረኦፍ ክሬዲትን አብ ፖስታ ብምዕሻግ ከቅርቡ አለዎም::

10 እቲ ጨረታ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም አብ ዝተረክብሉ አብ ቤት ፅሕፈት ሰሜን ክ /ከተማ ከባብየዊ ልምዓት ዕለት 4:00 ሰዓት 4:30 ናይ ቅድሚ ሰዓት ይክፈት::

11 ቤት ፅሕፈትና እቲ ጨረታ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

ንዝበለፀ ሐበሬታ ግልፂ ንዘይኮነልኩም ብቁፅሪ ስልኪ :- (0914032110) (0914751957) (0914728661) ብምደዋል ምሕታት ይካአል::