https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/16897
ንባዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ዕሕፈት መሳርሒ ክገዝእ ስለዝደለየ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 24, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 26, 2017 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መጋቢት 26, 2017 08:35 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ናይ መካይን መለዋወጥ ኣተሒት ብፕሮፎርማ መቕረቢ

ቁፅሪ ፕሮፎርማ 11

ንባዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ዕሕፈት መሳርሒ ክገዝእ ስለዝደለየ ብዝሓተትናዮ መሰረት ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ዋግኡ ብፕሮፎርማ ጠቒስኩም ክትወዳደሩ ንዕድም ።

1. ተወዳደርቲ ፕሮፎርማ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 24/07/2017 ክሳብ ዕለት 26/07/2017 ኣብ ዘሎ ስዓት 8፡30 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ዘሎ መዓልቲ መወዳደሪ ፕሮፎርማ ክተቕርቡ ንሕብር።

2. ተወዳደረቲ እቲ ዝሰዓርክምዎ ንብረት አብ ወሽጢ 5 መዓልቲ ኣታዊ ክትገብሩልናን እናገለፅና ኣብ መኽዘንኩም ምሕላዉ ከተረጋግፁ ንሕብር።

3. እዚ ፕሮፈርማ እዙይ አብ መንጎ ሰዓራይ ትካልን ባዓል መዚ ልምዓት እቶት ከምሕጋዊ

ውዕሊ ኮይኑ የገልግል።

4. ተወዳደርቲ ናይ ንግዲ ፍቃድ ካብ 2017 ዓ/ም ጀሚሩ ዘሐደሰ፣ ቲን ሰርቲፊኬትን /in/ መቅረባይን ሰርተፊኬት ፎቶ ኮፒ ክተቕርቡ ንሕብር ።

5. ብኸፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምዝራዝ መሰልና ዝተሓለወ እዩ፡

ተ.ቁዝድለ ዓይነት ንብረት Materialዝርዝር መግለፂ Modelመዐቀኒበዝሒነፀላ ዋጋጠቅላላ ዋጋ
ብርሳብርሳ
1ፕሮቶክል መዝገብ ኣታውን ወፃእንዓብይብቁፅሪ04
2ፕላስተር ፕላስቲክዓብይብቁዕሪ02
3ፕላስተር ካኪዓብይብቁዕሪ02
4TIP LINK 3 ANTENNA450Mbብቁዕሪ01

ኣድራሻና ዓዲ ሓቂ ናይ ማሕበር ጉዱኣት ኩናት ህንፃ 3 ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 5 ጥቃ ደደቢት

ስ.ቁ 0344401875