https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/16874
ምልክታ ጨረታ ሓራጅ ኣብ መንጎ ብዘሎ ናይ አፈፃፀም ፍ/ሄር ክሲ ክርክር ንኣፈፃፀም ክርክር መበገሲ ዝኾነ ገዛን ቦታን ኣብ ከተማ ሽረ ቀበሌ 05 ዝርከብ ክሽወጡ::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 22, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 2, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሚያዝያ 2, 2017 06:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ/

ምልክታ ጨረታ

ኣፈ/ከሳሲት እኒ መ/ር ተስፋይ ዘስሉስ ወለ 3 ሰብ

ኣፈ/ተኸሳሲት ወ/ሮ መብራት ኣሰፋ

ኣብ መንጎ  ብዘሎ ናይ አፈፃፀም ፍ/ሄር ክሲ ክርክር ንኣፈፃፀም ክርክር መበገሲ ዝኾነ ገዛን ቦታን ኣብ ከተማ ሽረ ቀበሌ 05 ዝርከብ መዋሰኒኡ

ብምብራቅ መንገዲ፣ምዕራብ ዑስማን
ሰሜን መንገዲ፣ብደቡብ ኣዕባሃን ፀጋይን

ስፍሓቱ 331.1ሜካሬ ዝኾነ ብመበገሲ ዋጋ ብር 23,000,971.95 (ዕስራን ሰለስተን ምልየንን ሸውዓተ ሚኢትን ሰብዓን ሓደን ብር ምስ 95 ሳንቲም) ክጫረት ዝደሊ ኣካል ንዕለት 02/08/2017ዓ/ም ካብ ሰዓት 3 ክሳብ ሰዓት 6 ኣብቲ ዝተገለፀ ገዛን ቦታን ተረኺብኩም ክትጫረቱ ትኽእሉ ምዃንኩም ዞባ ሰ/ምዕራብ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ሽረ እ/ስላሰ ምድብ መጋባእያ የፍልጥ፡፡