https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/16871
ኮሎጅ ቴክኒክን ሞያን ስራሕ ዕድል ፈጠራን ገብረስላሴ ኣስገዶም ዕ/ሓሙስ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ኮምፒተርን ናይ ኮምፒተር ኣክሰሰሪን ማለት እዉን መለዋወጢ ኣቅሑት : ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 22, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 6, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:ናይ ፅሕፈት መሳርሒ 3000 : ኮምፒተርን ናይ ኮምፒተር ኣክሰሰሪን ማለት እዉን መለዋወጢ ኣቅሑት 4000 : ኤሌክትሪክ ኣቅሑት 30000
  • ቦታ:ዕዳጋ ሓሙስ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሚያዝያ 6, 2017 04:10 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 ናይ 2017 ዓም በቢዘርፉ ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ ኮይኑ ኮፒ ገይሩ ዘቅርብ

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ዘለዎ ኮፒ ገይሩ ዘቅርብ

3 ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮኑን ኮፒ ገይሩ ዘቅርብ

4 ኣብ ኣብያተ ዕዩ መንግስቲ ንክትጫረቱ ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ወረቀት ምስክር  ሰርተፊኬት መረዳእታ ኮፒ ገይሩ ዘቅርብ

4 ጨረታ ሰዓርቲ እንተኮይኖም ዝሰዓርክምዎ ንብረት በቢ ዝምልከተኩም ዘርፊ ብደብዳቤ ተገሊፅልኩም ዉዕሊ ካብ ዝኣሰርክምዎ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 8ተ መዓልቲ ናይ ሰራሕ መዓልቲ ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ንብረት ብበዓል ሞያ ኣፈቲሹ ናብ ትካልና ኣታዊ ክገብር ዝክእል

5 ተጫረቲ መወዳደሪ ደኩሜንትኩም ስርዝ ድልዝ : ሽም ኣድራሻን ዘለዎ ናይቲ ትካል ማህተምን ፌርማን ዘለዎ ነዚ ጨረታ ተባሂሉ ኣብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ስላሴ  ስርሕ ዕድል ፈጠራን ኣስገዶም ዕ/ሓሙስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምም/ር ንብረት ቢሮ ቁፅሪ 03 ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ከተእትዉ ከምትክእሉ

6 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ዋጋ  ዘይምለስ ብር 100 ንሕድሕድ ሎት በቢዝምልከተኩም ዘርፊ እናከፈልኩም ካብ ኮሎጅ ቴክኒክን ሞያን ስራሕ ዕድል ፈጠራን ገብረስላሴ ኣስገዶም ዕ/ሓሙስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምም/ር ንብረት ቢሮ ቁፅሪ 03  ካብ ዕለት 19/7/2017 ዓም ክሳብ 3/8/2017 ዓም  ልክዕ ድሕሪ ሰዓት 11:00 እናመፃእኩም ሰነድ ጨረታ ከትወስዱ ትክእሉ

7 እቲ ጨረታ ዕለት ክሳብ 6/8/2017 ዓም ልክዕ 4:00 ሰዓት ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:10 ኣብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ስላሴ ስርሕ ዕድል ፈጠራን ኣስገዶም ዕ/ሓሙስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምም/ር ንብረት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

 8 ተጫረቲ በቢ ዝምልከተኩም ዘፈር ናይ ጨረታ ዉሕስና ናይ ፅሕፈት መሳርሒ 3000 : ኮምፒተርን ናይ ኮምፒተር ኣክሰሰሪን ማለት እዉን መለዋወጢ ኣቅሑት 4000 : ኤሌክትሪክ ኣቅሑት 30000 ብስፒአ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከተትሕዙ ይግባእ

9 ትካልና መጠን ዝግዛእ ንብረት 20 ሚእታዊ ክዉስክ ወይ ክቅንስ ዝክእል ምካኑ

10 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፈል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ

ንዝበለፀ ሐበሬታ ብቴሌፎን ቑፅሪ 0939048207  / 0970657914