https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/16869
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር ከተማ ራማ ዓዲ ኣርባዕተ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቅሑት ን2017 ዓም ዝዉዕል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 22, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 6, 2017 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:15000
  • ቦታ:ወረዳ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሚያዝያ 6, 2017 05:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/

1 ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎ

2 መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ዘለዎ

3 መክበሪ ጨረታ ብር 15000 ብጥረ ገንዘብ ወይድማ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

4 ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት መረዳእታ ዘለዎ

5 ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝባይ ዝኮነ ናይ ወርሒ መጋቢት 2017 ዓም ሒሳበ ዘወራረደሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

6 ሰነድ ጨረታ ካብ ምምሕዳር ከተማ ራማ ዓዲ ኣርባዕተ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረት ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ኣብ ስራሕ ሰዓት 21/7/2017 ዓም ክሳብ 5/8/2017 ዓም ክትወስዱ ትክእሉ

7 ተጫራታይ ሰዓራይ ምካኑ ካብ ዝተነገረሉ ዕለት ዉዕሊ ምስ ኣብ ዉሽጢ 15 መዓልቲ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ኣጎዓዒዙ ናብ ከተማ ራማ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ንብረት ክፍሊ ኣታዊ ዝገብር

9 ጨረታ 6/8/2017 ዓም ሰዓት ልክዕ ሰዓት 5፡00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ልክዕ ሰዓት 5፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክበሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረት ይክፈት

10 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ብዘይምህላዎም ምክፋት ጨረታ ኣይተኣጎጎልን

11 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0943711585  / 0910488915