https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/16861
ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ ህፃናት ፐርሰናል አይተም ብፕሮፎርማ አወዳዲራ ̇ ክትዕድግ ሰለዝደለየት ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩም ንክትወዳደደሩ ትዕድም፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 20, 2017 ( ቅድሚ 12 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 22, 2017 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ መጋቢት 22, 2017 09:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ፕሮፎርማ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ ህፃናት ፐርሰናል አይተም ብፕሮፎርማ አወዳዲራ ̇ ክትዕድግ ሰለዝደለየት ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩም ንክትወዳደደሩ ትዕድም፡፡

ተጫረቲ ዘማልዕዎ ረቃሓታት

1. ናይ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለወምን ናይ 2017 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ

2. ተጫረቲ ንብረት ዘቅርብዎ ፅርየቱ ዘሓለወ ዝኮነ::

3. ቫት ተመዝጋቢ ዝኾነን ናይ 2017 ዓ.ም ንግዲ ፍቓድ ዘሐደሰን መቕረባይነት ዘለዎን

4. ፕሮፎርማ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 19/07/2017 ዓ/ም -22/07/2017 ዓ/ም ይከውን::

5. ናይ ፕሮፎርማ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ 22/07/2017ዓ/ም ልክዕ 9፡oo ኮይኑ ዝኽፈተሉ

ብተመሳሳሊ ዕለት 22/07/2017 ዓ/ም ሰዓት 9:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝክፈት ይከውን::

6. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ፕሮፎርማ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ::

7. እቲ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ እናመፃኩም ምውሳድ ትክእሉ::

ተ.ቁዓይነት ንብረትመግለፂመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቕላላ ዋጋ
1ናይህፃናት ዝድርበ ዳይፐርቁፅሪ 2ን ቁፅሪ 3ንቁፅሪ100
2ናይ ህፃናት ሙሉእ ክዳን ስረን ናይ ላዕልንካብ 3-5ቁፅሪ50
3ናይ ህፃናት ጫማቁፅሪ 25=25
ቁፅሪ 24=10
ቁፅሪ 23=10
ቁፅሪ 28=5
ቁፅሪ50
4ናይ ቖልዑ ብጃማ 5-10 ዕድመቁፅሪቁፅሪ30
6ናይ ህፃናት ፖፖሬጊድ 1ይ ደረጃቁፅሪ50