https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/1686
ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ ሓዉዜን ኣብ ቤት ፅሕፈቱ ዝርከብ ዘገልገለ በዝሒ 500 በዓል 21/2 (ክልተን ፈራቃን)ኢንች ሓፂን ቱቦ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 18, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት ጉንበት 28, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:ሓዉዜን
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰንበት ጉንበት 28, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/

ክትጫረቱ እትደልዩ ተጫረቲ ዕለት 28/09/2008 ዓም ልክዕ ሰዓት 2:30 ንጉሆ ኣብ ቤት ፅሕፈት ብኣካል ብምርካብ ክትጫረቱ ንዕድም

ሐበሬታ

እዚ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ቤት ፅሕፈትና ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ

ቁፅሪ ስልኪ 0910482064 ኢሎም ሐበሬታ ይረከቡ