https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/16817
ኮሌጅ ትምህርቲ መምህራን ዓብይ ዓዲ አብ 2017 ዓም ንከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕሉ ኤሌክትሮኒክስ ኮምፒተር : ኤልስዲ ፕሮጀክተር : ላፕቶፕ ኔተወርኪንግ : ፎቶኮፒ ማሽን ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 16, 2017 ( ቅድሚ 12 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 30, 2017 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ:ዓ/ዓዲ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:500
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ መጋቢት 30, 2017 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

1 ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ኣብ መቅረብቲ ዝተመዝገብኩም ናይ ዘበኑ ግብሪ ዝከፈለኩምን ነጋዲ ክትጫረቱ ይዕድም

2 ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ካብቲ ኮሌጅ ክፍሊ ዕደጋ ንብረት ምምሕደርን 500 ቅርሺ እናከፈልኩም እዚ ምልክታ ብሬድዩ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 30/7/2017 ዓም ሰዓት 8:30 ኣብ ዘሎ እዋን ኣብ ኮሌጅና ንዘሎ ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቅ ክተእትዉ እትክእሉ ትክእሉ

3 እቲ ጨረታ 30/7/2017 ልክዕ ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 9:00 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት ኣብቲ ዝተብሃለ ቦታን ሰዓትን ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም እንተዘይተረኪቦም እዉን እቲ ጨረታ ይክፈት

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914754298 / 0937026218 / 0914754215