https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/16811
ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲግራት ኣብ ከተማ ዓድግራት ኣብ ቀበሌ 02 ንዘሎ ናይ ሰፈር ልምዓት ፕላን ማለት እዉን ኤምዲፒ ካብ ዝተትሓዘሉ ካፒታል በጀት ብግልፂ ጨረታ ኣማከርቲ ማለት እዉን ኮንሳልታንት አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 15, 2017 ( ቅድሚ 12 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 18, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ:ዓዲግራት
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:--
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መጋቢት 18, 2017 11:01 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን/ ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ/

1 ናይ ዘመኑ እዋናዊ ግብሪ ዝከፈልክምሉ መረዳእታን ዘቅርብን በቲ ዘፈር ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎን ቅዳሕ ምስ ዋንኡ ክተቅርቡ እትእሉ

2 ናይ አማከርቲ መፍለይ ቁፅሪ ዘለኩም

3 ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ዘለዎ

4 ንተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብክምሉ በቢ ወርሒ ሒሳብ ዘፍለጥክምሉ መረዳእታ ቅዳሕ ምስ ዋንኡ ክተቅርቡ እትእሉ

5 ሕጋዊ ልምዲ ስራሕ ከቅርብ ዝክእልን ጠቅላላ ትካላዊ ቁመና ዘርዚሩ ከቅርብ ዝክእል

6 እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ 12/7/2017 ዓም ክሳብ 18/7/2017 ዓም ሰዓት 11:00 ናብ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲግራት ከይዲ ስራሕ ትልምን በጀትን ፋይናንስን ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳር ፋይናንስን ቀዳማይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 102 /1 ተጫረቲ ፍቃደኛታት ምካንኩም መግለፂ ድሌትኩም ብፖስታ እናሸግኩም ናብ ጨረታ ሳንዱቅ ከእትዉ የፍልጥ

7 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙለእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ  0914765330 / 0920761693