https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/16808
ትካልና ትግራይ ባዮቴከኖሎጂ ማእኸል ዝተፈላለዩ ዓይነታት ሓፂነመፂንን ጎማታትን ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ ::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 15, 2017 ( ቅድሚ 12 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 29, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ መጋቢት 29, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ምልክታ ጨረታ

ትካልና ትግራይ ባዮቴከኖሎጂ ማእኸል

1. ዝተፈላለዩ ዓይነታት ሓፂነመፂንን

2. ዝተፈላለዩ ዓይነት ጎማታትን ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ

ይደሊ ::

ሰለዚ እቶም ዝሽየጡ ሓፂነመፂን ኮነ ጎማታት ምዕዳግ ትደልዩ ዓማዊልና ኣብ ድሕሪ ሱር ኮንስትራክሽን ዒላላ ዝርከብ ትካልና ትግራይ ባዮቴክኖሎጂ ማእኸል ብአካል መፂእኹም ብምርአይ ትዕድግሉ ዋጋ ንፁር መለኪዒ ብምቕማጥ (ኣብነት ብኪሎ ፣ብቑፅሪ ወይ ካልእ መዐቀኒ እንተልዩ ገሊፅኩም) ብፖስታ ዓሺግኹም ክሳብ ዕለት 29/07/2017 ዓ.ም. ሰዓት 3:00 አብዘሎ እዋን ናብ ትካልና ክተቕርቡ ንሕብር::

ተወሳኺ ሓበሬታ ተደሊኹም ብስልኪ ቁዕሪ 0914-73-32-07 ምሕታት ይከአል::

ትካልና ካልእ አማራፂ ተረኺቡ እቲ ጨረታ ብኽፋል ከነ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡