https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/16805
ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ ዓቤቲ ፐርሰናል ኣይተም ን ናይ መግብን ብጨረታ ኣወዳዲራ ክትዕድግ ትደሊ::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 13, 2017 ( ቅድሚ 12 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 15, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:2 %
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ መጋቢት 15, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኣቅርቦት ምግቢ /

ናይ ጨረታ ምልከታ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ ዓቤቲ ፐርሰናል ኣይተም ን ናይ መግብን ብጨረታ ኣወዳዲራ ክትዕድግ ትደሊ::

ተጫረቲ ዘማልዕዎ ረቃሓታት

1. ናይ ዘእተውዎ ዋጋ 2 % ብባንኪ ዝተረጋገፀ ናይ ወረቐት CPO ከትሕዝ ዝክእል::

2. ናይ ጨረታ መግዝኢ ሰነድ ዋጋ 50 ቅርሺ(ሓምሳ ቅርሺ

3. ውዕሊ ክኣስር ዝክእልን ኦርደር ካብ ዝወሃብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ኣታዊ ክገብር ዝክእል

4. ኣብ ዝወፀ ዝርዝር መግለፂ ናይ ባዕልካ ግለፂ ምውሳክ ይኩን ምቅናስ ኣይከኣልን

5. ዝነወሐ ናይ ምፅናሕ ጊዜ ዘለዎ ንብረት ከቅርብ ዝክእል

6. ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 12/07/2017 ዓ/ም -15/07/2017 ዓ/ም ይከውን::

7. ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ 15/07/2017ዓ/ም ልክዕ 4:00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 15/07/2017 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝክፈት ይከውን::

8. ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም

9. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ