https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/16788
ቤት ፅሕፈት ቤት ምክሪ ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ሎት ሐደ ፅሕፈት መሳርሒ ሎት ክልተ ኤሌክትሮኒክስ ሎት ሰለሰተ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ሎት ኣርባዕተ ናይ ቴክኖሎጂ ኣቅሑት ወይድማ ዋይፋይ ክፅግንን ክዕድግን ብግልፂ ጨረታ ካብ ሕጋዊያን ነጋዲ አወዳዲሩ ዉዕሊ ብምእሳር ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 11, 2017 ( ቅድሚ 12 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 24, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ መጋቢት 24, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ምግጣምን ፅገናን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 ብንግዲ ዘርፊኩም ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩም

2 መለለይ ከፈልቲ ግብሪ ዘለኩም

3 መረዳእታ መቅረባይነት ዝተመዝገብኩም ክተቅርቡ እትክእል

4 ናይ ወርሒ ጥሪ 2017 ዓም ሒሳብ ዘቅረብክምሉ መረዳእታ ክተቅርቡ እትእክሉ

5 መከበሪ ጨረታ ንሕድሕድ ሎት 5000 ቅርሺ ክተቅርቡ እትክእሉ

6 ጨረታ ካብ ዝተቃለሐሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት ምክሪ ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሪት ዕድጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ቁፅሪ 8 እናደማፀእኩም ንሕድሕድ ሎት ዘይምለስ 100 ቅርሺ እናከፈልኩም ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ትክእሉ

7 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ካብ 10/7/2017 ዓም ክስብ 24/7/2017 ዓም ይከዉን

8 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 24/7/2017 ዓም ሰዓት 4:00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ድማ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ይከዉን

9 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስረዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0341420117 0344416570 0914748486