https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/16787
ኮሚሽን ስነ ምግባር ፀረ ግዕዝይና ክልል ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 10, 2017 ( ቅድሚ 12 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 26, 2017 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መጋቢት 26, 2017 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 ናይ ግብሪ ዝከፈለሉ ፍቃድ ንግዲ ኣብ ሐደ ገፅ ቅዳሕ ገይሮም ከቅርቡ ዝክእሉ

2 ኣብ ቢሮ ፋይናንስን ኢኮኖሚዊ ልምዓትን ናይ መቅረባይነትን ዝተመዝገብሉ ኣብ ሐደ ገፅ ቅዳሕ ገይሮም ከቅርቡ ዝክእሉ

3 ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብሉ ኣብ ሐደ ገፅ ቅዳሕ ገይሮም ከቅርቡ ዝክእሉ

4 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ዘለዎም ኣብ ሐደ ገፅ ቅዳሕ ገይሮም ከቅርቡ ዝክእሉ

5 ናይ ወርሒ ጥሪ 2017 ዓም ናይ ተወሳኪ እስት ታክስ ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

6 ናይ ጨረታ መከበሪ ብቼክ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዙ ዝክእሉ

7 ሰነድ ጨረታ ዘይምለሰ 100 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ኮምሺን ስነ ምግባር ፀረ ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ክፍሊ ቁፅሮ 268 ናብ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ካብ 10/7/2017 ዓም ክሳብ 26/7/2017 ዓም ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት መዉሳድ ዝከኣል ኮይኑ

8 ጨረታ ዝዕፀወሉ ግን ንኩሉ ከይዲ ጨረታ 26/7/2017 ሰዓት 8:30 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9:00 ድሕሪ ቀትሪ ይክፈት

9 ጨረታ ተወዳዳራይ ኣብቲ ዝተነፀረ ባዕሉ ወይ ሕጋዊ ወኪሉ ክርከብ አለዎ

10 ጨረታ ብሽምዒ ዋጋ ናይ ሐደ ዋጋን ጠቅላላ ዋጋ የቅርብ

11 ሰዓራይ ምስተፈለጠ ኣብ ዉሽጢ 5 ናይ ስራሕ መዓልቲ ዉዕሊ ይኣስር

12 እቲ ኮሜሽን ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344404417