https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/16760
ትካል መቀለ ኦርቶ ፊዝዮቴራፒ ማእከል ኣብ ውሽጡ ዝርከብ ዝተኣከበ በዝሒ ዘለዎ ዕንፀይቲ ዝተፈለፀ ዕንፀይቲ ኣጫሪቱ ክሸይጥ ስለዝደለየ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 6, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 10, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:1000.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መጋቢት 11, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ምልክታ ጨረታ ዕንፀይቲ

በዝሒ ዘለዎ ዕንፀይቲ ኣሪትካ ምሻጥ ይምለከት

ትካል መቀለ ኦርቶ ፊዝዮቴራፒ ማእከል ኣብ ውሽጡ ዝርከብ ዝተኣከበ በዝሒ ዘለዎ ዕንፀይቲ ዝተፈለፀ ዕንፀይቲ ኣጫሪቱ ክሸይጥ ስለዝደለየ ኣብዚ ስራሕ ዝተዋፈርኩምን ተጫሪትኩም ንምዕዳግ ድልየት ዘለኩም ኣካላት ንቲ ንብረት በኣካል ብምርኣይ ናይ ጨረታ ትሓዚ 1000.00/ሓደ ሽሕ ብር/ ብምትሓዝ ኣብቲ ጨረታ ተሳተፍቲ ክትኮኑ ይዕድም።

መተሓሳሰቢ

1- ኣብቲ ጨረታ ዝሰዓረ ሰብ ወይ ትካል ኣብ ውሽጢ 5ተ

2- ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ጊዜ ካብ ዕለት 06/07/2017 ክሳብ 10/07/2017 ዓ/ም እዩ።

3- ጨረታ ዝካየደሉ ዕለት11/07/2017 ዓ/ም ስዓት 3 ንግሆ አዩ

4- መ/ቤት ጨረታ ዘየዋፅኦ ኮይኑ እንተረኺብዎ በኸፊል ይኹን ሙሉእ ንሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ኣደራሻ

- ትሕቲ ቅዱስ ሚካኤል ቤተ ክርስት

ፊትንፊት ወረዳ እንደርታ ቤት

ጎኒ ኢምግሬሽን ቤ/ዕ