https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/16736
ኣክሱም ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ን2017 ዓም ንግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒን : ኤሌክትሮኒክስን ንምዕዳግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 4, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 19, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:ፅሕፈት መሳርሒ ንኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት 5000 : ንፅሬት ኣቅሑት 3000 : ንሕትመት 2000
  • ቦታ:ኣክሱም
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መጋቢት 19, 2017 04:45 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

ስለዚ ካብ ዕለት 4/7/2017 ዓም ክስብ 19/7/2017 ዓም ሰዓት 4:00 ንጉሆ ኣብ ኮሌጅና ዳይሬክቶሪት ዳይሬክተር ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ወይ ኣብ ዩኒቨርስቲ ኣከሱም ብሎክ 85 ኣብ ስራሕ ሰዓት ተረኪብኩም ንክትወዳደሩ ትክእሉ

ንፅሕፈት መሳርሒ:  ንኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ዝተዳለወ ሰነድ ንሕድሕድ ዘይምለስ ብር 100

ንሕትመት : ፅሬትን ዝተዳለወ ሰነድ ዘይምለስ ብር 50 ከፊልኩም ብምዉሳድ መወዳደሪ ዋጋ መሊእኩም ሕድሕድ ሰነድ በብይኑ ምስ ደኩመኔንት ብዝተዓሸገ ፖስታ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ከተእትዉ ትክእሉ

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩምን ዘሐደስኩምን ብክልቲኡ ገፅ ሐደ ኮፒ ተቅርቡ

2 መለለይ ቁፅሪ ዘለኩምን ሐደ ኮፒ ተቅርቡ

3 ተወሳኪ እሴታ ታክስ /ቫት/ ዝተመዝገብኩምን ናይ ወርሒ ታሕሳስ ድክሊር ዝገበርኩምን ሐደ ኮፒ ተቅርቡ

4 ዘተሐደሰ መቅረባይነት ዘለኩመን ሐደ ኮፒ ተቅርቡ ኩሉ ተቅርብዎ መረዳእታ ብግልፂ ዝንበብ ክከዉን አለዎ

5ንፅሕፈት መሳርሒ :ንኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ቫት ዝተመዝገብኩም ጥራሕ ትወዳደሩ

6 ዝተሐደሰ መቅረባይነት ዘለኩምን ሐደ ኮፒ ተቅርቡ ኩሉ ተቅርብዎ መረዳእታ ብግልፂ ዝንበብ ክከዉን አለዎ

7ሕትመት ቫት ዝተመዝገብክምን ዘይተመዝገብኩምን ክትወዳደሩ ትክእሉ

8 ንጨረታ መከበሪ ንፅሕፈት መሳርሒ : ንኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ንሕድሕድ ብስፒኦ ጥራሕ 5000 : ንፅሬት ኣቅሑት ብስፒኦ 3000 : ንሕትመት ብስፒኦ ጥራሕ 2000 ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከተትሕዙ ትክእሉ

9 ጨረታ ዝዕሸገሉ ዕለት 19/7/2016 ዓም ሰዓት 4:30 ንጉሆ ይዕፅዉ

10 ጨረታ ዝክፈተሉ ቦታ ኣብ ኣክሱም ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ኣክሱም ዩኒቨርስቲ ብሎክ 85

11 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 19/7/2016 ዓም ሰዓት 4:45 ንጉሆ በዓል እንተኮይኑ ንፅባሕቱ በቲ ሰዓት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊያ ወኪላት ብዘይምርካቦም ስነ ስርዓት ምክፋት ጨረታ ኣይተዓናቀፍን ከይተከፈተ ዝምለስ ሰነድ ጨረታ የለን

12 ዝሰዓረ ተጫራታይ 10 ሚእታዊ ብጥረ ገንዘበ ወይ ብስፒኦ ዘትሕዝ

13 ካብቲ ንጨረታ ዝወፀ ንብረት 20 ሚእታዊ ክቅንስን ክዉስክን ከምዝክእል

14ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዜ ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ ዕለት ን 20 መዓልቲ

15 ተጫረቲ ኣብ ናይ ጨረታ ደኩሜንቶም ማህተምን ፊርማን በዓል ዋና እነተዘይሃልዎን ተቀባልነት ኣይህልዎን ከምእዉን ኣብ ጨረታ ደከመንቶም ኦርጅናልን ኮፒን ከቅርብ አለዎም

16 ኮሌጅና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብከኣካል ብምምፃአ ወይም ብስልኪ ቁፅሪ 0979416627 ወይም 0923454409 0914774370