https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/16698
ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ዓይነት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ (እስቴሽነርን) ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት የካቲት 30, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 1, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ መጋቢት 2, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ምልክታ ፕሮፎርማ

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ዓይነት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ (እስቴሽነርን) ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።

P.Rተ.ቁዓይነትንብረትመፍለይመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቅላላ ዋጋመብርሂ
36091:36095 365781 365651 365661ፃዕዳ ሰሌዳ2.4 x 1.20ሜቑፅሪ02
2ኣጀንዳቑፅሪ08
3ፀሊም እስክብሪቶቑፅሪ100
4ኣግራፍንእሽተይፓኬት02
5ካኪ ፖስታንእሽተይቑፅሪ50
6ማሽታዉሻ በዓል ሪንግንእሽተይቑፅሪ10
7ማሽታወሻ በዓል ሪንግማእኸላይቑፅሪ10
8ማሽታወሻ በዓል ሪንግዓብይቑፅሪ04
9ኮሬክሽን ፍሉድቑፅሪ02
10እሁቑፅሪ02
11ካኪ ፖስታዓብይቑፅሪ250
3656012ፓንቸር ዓብይቑፅሪ02
36560 3656513657913ስቴፕለር ማእኸላይቑፅሪ09
3656514ፕሪንተር ኬብልቑፅሪ01
365661 /3657815ሃርድ ከሸርፓኬት10
16ሪንግ14mmፓኬት02
17ሪንግ1 6mmፓኬት20
18ከለር ወረቐትደስጣ01
19ሳይት ቡክ (ረጅስተር ቡክ)ቑፅሪ13
20ስቲከር ሚሞዓብይቑፅሪ50
21ስቲከር ሚሞማእኸላይቑፅሪ100
22ቦክስ ፋይልቑፅሪ06



ክማልኡ ዝግብኦም ረቋሒታት

* ዝተሓደሰ ንግድ ፍቓድ፤ቲን ናምበርን ቫት እንተሃልይኩም ቫት ሰርትፊኬት ኮፒ ክተሓሓዝ ኣለዎ ።

* እቲ ዝቅመጥ ዋጋ ቫት/TOT/ ዘለዎን ዘይብሉን ምዃኑ ብንፁር ክቅመጥ ኣለዎ

* ሰዓራይ ምስዓሩ ካብ ዝፈለጠሉ ግዜ ጀሚሩ ኣብ ዝሓፀረ ግዜ ገልጋሎት(ንብረት ) ከቕርብ ኣለዎ

* ዘድሊ መረዳእታ ብፖስታ ተዓሺጉ ክመፅእ ኣለዎ

* ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ ዕለት 28/06/2017 ክሳብ ዕለት 01/07/2017 ሰዓት 11:00

* ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 02/07/2017 ሰዓት 3:00 ይኸውን ፡

* ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነዚ ፕሮፎርማ ብክፋል ወይ ድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

* ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342401921 ብምድዋል ወይ ዕደጋ ቀዳም ኣብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና

ዕደጋ ክፍሊ ብኣካል ብምምፃእ ምጥያቅን ፕሮፎርማ ምውሳድን ይካኣል::