https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/16686
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ዛታ ንኣብያት ዕዩ እቲ ወረዳ ኣገልግሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈትን :ንኣቅሑት ሕትመት : ንኣቅሑት ፅሬት : ንኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ: ንናዉቲ ቢሮ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 29, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 11, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:መሳርሒ ፅሕፈትን 5000 ቅርሺ :ንኣቅሑት ሕትመት 3000 ቅርሺ: ንኣቅሑት ፅሬት 3000 ቅርሺ : ንኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ 15000 ቅርሺ : ንናዉቲ ቢሮ 5000 ቅርሺ
  • ቦታ:ወረዳ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:200
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መጋቢት 11, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

1 ሕጋዊ ፍቃድ ዘለኩም ኣብ ናይ 2017 ዓም በጅት ዓመት ዝተትሓዘሉ ንምጭራት ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ 26/6/2017 ዓም ክሳብ 10/7/2017 ዓም ቀደሳምን ሰንበት ሓዊሱ ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ዛታ ሰነድ ጨረታ ክትወስዱ ከምትክእሉ ይሕብር

2 ናይ ተጫረቲ ሽምን ኣድራሽን ማህተምን ክትግብሩ ይግባእ

2 ተጫረቲ ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ

3 መለለይ ከፈላይነት ግብሪን : ናይ 2017 ዓም ወረቀት መቅረባይነት ዝሐደሱ

4 ተመዝገቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮኑ ናይ ሰለሰተ ወርሒ ሒሳበ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ከቅረቡ ዝክእሉ

5 መከበሪ ጨረታ መሳርሒ ፅሕፈትን 5000 ቅርሺ :ንኣቅሑት  ሕትመት  3000 ቅርሺ: ንኣቅሑት ፅሬት 3000 ቅርሺ : ንኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ 15000 ቅርሺ :  ንናዉቲ ቢሮ 5000 ቅርሺ ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ዘትሕዝ

6 መዓደጊ ሰነድ ንነብስወፍ 200 ብምግዛእ ክትወዳደሩ ትክእሉ

7 ተጫረቲ ሰዓራይ ምስተፈለጠን ናይ ቅሬታ ግዜ ምስሓለፈን ኣብ ዉሽጪ ሐደ መዓለቲ ዉዕሊ ክኣስር አለዎ

8 ናይ ንብረት መረከቢ ቦታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ዛታ ይከዉን

9 እቲ ጨረታ 11/7/2017 ዓም ሰዓት 3፡30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት ሰዓት 4:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከለቶም ኣብ ዝተረከበሉ ይክፈት

10 እቲ ቤት ፅሐፈት ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፍል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0921585928