https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/16672
ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2017ዓ/ም ዝኸፈል ናይ ኤሌትሪክ መሳርሒ ዝውዕል ንብረት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 27, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 2, 2017 03:03 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ መጋቢት 2, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ምልክታ ፕሮፎርማ ጨረታ

ቁፅሪ 637/01/2017ዓ/ም 

ዕለት25/06/2017ዓ/ም

ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2017ዓ/ም ዝኸፈል ናይ ኤሌትሪክ መሳርሒ ዝውዕል ንብረት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ::

ታዓይነት ንብረትመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠ/ላ ዋጋ
ብርሳብርሳ
1ገመድ ኤሌትሪክ 1.5 ኤል ስዊድንጥቅላል02
2አንፑል አልፋ ምስ ሓቃፊኡ 6ዋትቁፅሪ10
3አንፑል ሳምረ ባትሪ ዘለዎ በዓል 12 ዋትቁፅሪ25

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ

1/ በዚ ስራሕ ዘርፊ እዚ ናይ 2017ዓ/ም ዝተሓደሰ ስራሕ ፍቓድን መቕረባይነት ከምኡ ድማ ቲን መፍለዪ ቁፅሪ ዘለዎ ኮፒ ከቅርብ ዝኸእልን

2/ ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ዋጋ ስልዝ ድልዝ ዘይብሉ ናይ ሓደ ዋጋ ብምምላእን ናይ ተጫረቲ ንፁር ኣድራሻ ብምጥቃስ ማህተምን ፌርማን ብምግባር ኣብ ዋጋ ናይ ጨረታ መምልኢ ተመሊኡ ክቐርብ ኣለዎ ካብቲ ናይ መስራቤት ዘቕረቦ ጠለብ ወፃኢ ካሊእ ናይ ባዕልኻ መብርሂ ገይርካ ምፅሓፍ ተቐባልነት የብሉን

3/ እዚ ጨረታ - ካብ ዕለት 25/06/2017ዓ/ም ክሳብ 02/07/2017ዓ/ም ሳዓት 3.30 ፀኒሑ ሳዓት 4፡00 ይኽፈት

4/ ሰዓሪ ዝኾነ ተወዳዳሪ ሰዓሪ ኮይኑ ምስተነገሮ እቲ ንብረት ንቤት ህንፀት መቐለ ምስ ኣረከበ ክፍሊት ዝፍፀም ኮይኑ ካብ ጠቕላላ ዋጋ ዝሰዓሮ ዝኸፈሎ ገንዘብ ልዕሊ 10000ብር እንተኾይኑ ዊዝ ሆልድ ታክሲ 2% ዝኸል ምኻኑ ክፍለጥ ኣለዎ

5/ መስራቤትና ዘሐሽ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ ኮይኑ እዚ ጨረታ ከም ዉዕል ኮይኑ የገልግል

ንተወሳኺ ሓቤሬታ ብኣካል ወይ ብስልኪ ቁፅሪ 0975452063/0914120805 ምሕታት ይከኣል