https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/16660
ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከዕድግ ስለ ዝደለየ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 26, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት የካቲት 30, 2017 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ -18, 1745 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ምልክታ ፕሮፎርማ

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከዕድግ ስለ ዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መስፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርቲ ትካል ዘዳለዎ ሰነድ ጨረታ ብምውሳድ ንክትወዳደሩ ንዕድም::

1. ብዘርፉ ናይ 2017 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ኮፒ ክተቕርቡ እትኽእሉ፡፡

2. ናይ መቕረባይነት ምዝገባ ሰርትፊኬትን II ቑፅሪ ዝሓዘ ኮፒ ክተቕርቡ እትኽእሉ፡፡

3. ቫት ተመዝገብቲ እንተኾንኩም ናይ ቫት ሰርትፊኬት ኮፒን ዘቕርብዎ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ዝሓወሰን ክኸውን ኣለዎ፡፡

4. እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኾይኑ የገልግል፡፡

5. ዝተኣዘዘ ንብረት አሸናፊ ኾይኖም እንትርከቡ ኣብ ውሽጢ 3' መዓልቲ የረክቡ

6. ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ጊዜ ካብ 25/06/2017 ክሳብ 30/06/2017 ዓ/ም ስዓት 8፡30 ናይ ድ/ስዓት ይኸውን፡፡

7. ትካልና ካልእ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::

➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ/ቑ 0344418556 ወይም 0914-752718 ምርካብ ይከአል እዩ፡፡

ተ/ቑዓይነት ንብረትመፍለይ ቑፅሪመዕቀኒበዝሒነ/ዋጋጠ/ዋጋመብርሂ
ብርሳብርሳ
1Moterassy, power Window regulator front LH85710-60031Pcs1
2Moterassy,power Window Regulator front RH85720-60031pcs1
3Moterassy,power Window Regulator Rear RH85710-60021

pcs

1
4Moterassy power Window Regulator Rear LH85720-60021pcs1
5Shock Absorber FR48531-0D740pcs2
6Shock Absorber RR48531-80324pcs2
7Shock Absorber RR48531-80725Pcs2#KDH 202L
8Oil FilterAs per SamplePcs1
9Accelarator/ነዳዲ መወሰኽ ሚኒ ሞ/As per SamplePcs1