https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/16650
ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ መኪና ብርጅስቶን ጎማ ንክትዕድግ ሰለዝደለ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 25, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 28, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ የካቲት 28, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ፕሮፎርማ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ መኪና ብርጅስቶን ጎማ ንክትዕድግ ሰለዝደለ

ፕሮፎርማ ዘማልዕዎ ረቃሓታት

1. ናይ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለወምን ናይ 2017 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሓደሰ::

2. ተጫረቲ ንብረት ዘቅርብዎ ፅርየቱ ዘሓለወ ዝኮነ::

3. ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 25/06/2017 ዓ/ም -28/06/2017 ዓ/ም ይከውን::

4. ናይ ፕሮፎርማ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ 28/06/2017ዓ/ም ልክዕ 4:00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 28/06/2017 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝክፈት ይከውን::

5. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪ ነቲ ፕሮፎርማ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ኣለዎ::

6. እቲ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ እናመፃ ምውሳድ ትክእሉ::

ተ.ቁዓይነት ንበረትበዝሒፓርት ናምበርናይ ሓደ ዋጋጠቅላላ ዋጋ
1ናይ መኪና ብርጅስቶን ጎ05205 R16 /697