https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/16634
ኮሚሽን ሲቪል ሰርቪስ ክልል ትግራይ ዳይሬክተር ዳይሬክቶሪት ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ንኮሚሽን ግለጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒን ቀወምቲን ሓለቅቲ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 22, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 8, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:30
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ መጋቢት 8, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 ናይ ዘበን ዝተሐደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮንኩም መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ማለት እዉን ቲን ናምበር ክተቅርቡ እትክእሉ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ብዘዉፀኦ መሰረት ኣብ ዝርዝር መቅረብቲ ዝተመዝገብኩም ምካንኩም ዝተሐደሰ መረዳእታ ብቅዳሕ መልክዕ ክተቅረቡ እትክእሉ

2 መከበሪ ዉሕስና ጨረታ 3000 ቅርሺ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ክተቅረቡ እትክእሉ

3 ሰነድ ጨረታ ካብ ኮሜሽን ሲቨል ስርቪስ ክልል ትግራይ ፍሉይ ቦታ ወይዘር ህንፃ 09 ዘይምለስ 30 ቅርሺ ብምክፋል ካብ 24/6/2016 ዓም ክሳብ 8/7/2017 ዓም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ምዕደግ ይከኣል

4 ጨረታ ናይ ፅሕፈት መሳርሒን ቀወምቲን ሓለቅቲ ኣቅሑት 8/7/2017 ዓም ልክዕ ሰዓት 3:30 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ልዕል ኢሉኣብ ዝተገለፀ ኣድራሻ ቤት ይክፈት

5 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም እንተዘይተረኪቦም ጨረታ ካብ ምክፋት ኣይተኣጎጎልን

6 ሰዓርቲ ተጫረቲ ንዝሰዓርዎ ንብረት ብናይ ባዕሎም መጎዓዝያ ነቲ ንብረት ኣታዊ ክገብሩ አለዎም

7 ኮምሽን ሲቪል ሰርቪስ ካብ ዝዕድጎም ንብረት 20 ሚእታዊ ናይ ምዉሳክ ወይ ምቅናስ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

8 እቲ ኮሚሽን ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙለእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344409426 / 0344402431