https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/16584
ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ነዚ ዝስዕብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 18, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 20, 2017 10:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ የካቲት 21, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ምልክታ ፕሮፎርማ

ናይ ወርሒ የካቲት 2017 ዓ/ም

ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ነዚ ዝስዕብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ::


ተቑዝርዝር ዓይነት ንብረት / ግልጋሎት /ዝርዝር መግለፂመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋ
1መሰልጠኒ ማንዋል ፋይቶትበቲ ዝተተሓዘ ስፐስፊኬሽን መሰረትቁፅሪ250
2መሰልጠኒ ማንዋል ጥሙር ጥዕናበቲ ዝተተሓዘ ስፐስፊኬሽን መሰረትቁፅሪ250
3መዝገብ ናይ ማንዛ ንማንዛበቲ ዝተተሓዘ ስፐስፊኬሽን መሰረትቁፅሪ250

ክማልኡ ዝግባኦም ረቛሕታት:-

1. ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፤

2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፤

3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን-ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኸእል ይዕድም፤

4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 18/06/2017 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 20/06/2017 ዓ/ም ሰዓት 10፡30 ዝፀንሕ ኾይኑ ዕለት 21/06/2017 ሰዓት 03፡00 ይኸፈት::

5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ ስቶር- C ዕደጋ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኸእሉ::

6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኸቅርብ ኦርደር ካብ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ቢሮ ጥዕና

ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓፂር ማዓልቲ ከቕርብ ዝክእል::

7. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ::

8. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኸታ ከም ዉዕሊ የገልግል::

ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ