https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/16548
ትካል ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ አብቲ ትካል ካብ ዝርከብ ዓይኒ ምድሪ ረሳሕ ፈሳሲ ኣምጢጡ ከተማ መዘጋጃቤት ኣብ ዘዳለዎ ቦታ ንከፍስስ ካብ ግልጋሎት ወሃብቲ ትካላት ብምዉድዳር ንሐደ ዓመት ዉዕሊ ኣሲሩ ከስርሕ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 13, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 22, 2017 04:15 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:200
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም የካቲት 22, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት/ መኪና ክራይ/

1 ናይ 2016 ን 2017  ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ን ቲኦቲን ዝተመዝገብሉ ቅዳሕ ከቅርቡ ዝክእሉ

2 ኩነታት ተሽከርከርቲ ድሕንነት ዘተኣማምና ኮይነን እንተነኣሰ ስራሕቲ ብኣቆፃፅራ አዉሮፓ ካብ 2011 ልዕሊኡን ዝኮና ከቅርቡ ዝክእሉ

3 ናይ ረሳሕ ፈሳሲ ናይ ምምጣጥ ዓቅሙ 15 ሜትሪ ኩብ ካብኡ ንላዕሊን ከምዘለዎን መረጋገፂ ሌብሪ ከቅረቡ ዝክእሉ

4 ብናይ ረሳሕ ፈሳሲ ምምጣጥ ስራሕ ካብ ዝተፈለጡ ትካል እንተነኣሰ ናይ 5 ዓመተ ስራሕ ልምዲ ከቅርቡ ዝክእሉ

5 ናይ ሐደ ሜትሪ ኩብ ግልፂ ዋጋ ከቅረቡ ዝክእሉን ኣብ ዝተፀዉዕዎ ዕለትን ሰዓትን ኣክቢሮም ብቅልጡፍ ከልዕሉ ዝክእሉ

  6 ናይ ጨረታ ዉሕስና መከበሪ ጨረታ ቅድም ምክፋቱ 10000 / ዓሰርተ ሽሕ ቅርሺ / ብመልክዕ ስፒኦ ከትሕዙ አለዎም

 7 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 200 ቅርሺ ኣብ ሒሳብ ብምክፋል ምዉሳድ ትክእሉ

8 ተጫረቲ ናይ ዋጋ መቅረብቲ ሰነድ ጨረታ ብስምሺ ዝተዓሸገ ፖስታ ክሳብ ዕለት 1/03/2025 ኣቆፃፃሪ ኣዉሮፓዊያን ኣብ ፋብሪካ መሰቦ መምርሒ ዕደጋ ቀረብን ከቅርቡ ይክእሉ

9 እቲ ጨረታ 1/03/2025 ዕለት ሰዓት 4:15 ናይ ንጎሆ ተዓፅዩ እቶም ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወክልቶም ኣብ ዘለዉሉ ልክዕ ሰዓት 4:30 ናይ ንጎሆ ይክፈት

10 ተጫረቲ ዝተማለአ ሰነድ እንተቅረቢም ዋላ ብአካል ኣይረከቡ ሰነድ ጨረታ ይክፈት

11 ፋብሪካ ስሚንቶ መሶበ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ወልቀ ማሕበር ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0348400362 /  0344405806