https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/16537
ቢሮ ፋይናንስ ምትሕብባር ሃፍትን ንኤጄንሲ ጥሙር ዕደጋ ምዉጋድ ንብረት ንታ.ቁፅሪ 4-03689 ት.ግ መኪና ካብ መደበኛ በጀት ዝክፈል ናይ መኪና ጌጣጌጥ/መለዋወጢ/ ኣቑሑት ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 12, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 14, 2017 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ የካቲት 17, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ዕለት 12/06/2017 ዓ/ም

ቑፅሪ ትገፋ ሩፕ ጨ/01

ምልክታ ዋጋ መቅረቢ ፕሮፎርማ ቑፅሪ 16/2017 ዓ/ም

ቢሮ ፋይናንስ ምትሕብባር ሃፍትን ንኤጄንሲ ጥሙር ዕደጋ ምዉጋድ ንብረት ንታ.ቁፅሪ 4-03689 ት.ግ መኪና ካብ መደበኛ በጀት ዝክፈል ናይ መኪና ጌጣጌጥ/መለዋወጢ/ ኣቑሑት ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ክትሳተፉ ፋ ትኽእሉ/ላ፡፡

መምርሒ ተወዳደርቲ ተጫረቲ

1. ናይ ዘመኑ 2017 ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም፡፡

2. ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ በቲ ዘርፍ ዘለዎ፣

3. ናይ ግብሪ ከፈላይ ቁፅሪ/TIN/ ዘለኩም፡፡

4. ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐት ዝተሓደሰ ዘለዎ፣

5. 2% withholding tux ክኸፍል ዝኽእል።

6. ሰዓራይ ምስ ተፈለጠ ኣብ ውሽጢ 5' ናይ ስራሕ መዓልቲ እቲ ዝድለ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑት ክተቅርቡ ትኽእሉ ነጋዶ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድኹም፣ ናይ ግብሪ ከፋላይነት ቁፅሪ /TIN/ መለለይ ቁፅር ኹምን ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐትኩምን ኮፒ ምስ መወዳደሪ ዶክመንትኹምን ብምትሕሓዝ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኳንኩም እናገለፅና መወዳደሪኹም ሽም፣ ኣድራሻን ናይ ትካልኹም ማህተምን ብምግባር ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 12/06/2017 ዓ/ም ክሳብ 14/06/2017 ዓ/ም ሰዓት 10፡00 ክተቕርቡ ክትወዳደሩ ትኽእሉ።

7. እቲ ፕሮፈርማ ዕለት 17/06/2016 ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ኣብ ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ንቢሮ ቑፅሪ 2-19 ይክፈት።

8. ሳዓርቲ እተቅርብዎ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑት ቅቡልዝግበር ብናይ ቢሮና ICT ብዘተጠየቀ ሰፐስፊኬሽን ምካኑ ምስ ተረጋገፀ ኣታዊ ይከውን::

9. ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ጨረታ ፕሮፈርማ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

10. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ እዋን እቲ ጨረታ ፕሮፎርማ ተራእዩ ሰዓራይ ካብ ዝተፈለጠሉ መዓልቲ ጀሚሩ ክሳብ 07 ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸዉን።

11. ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0914775963 ደዊልኩም ምሕታት ይኸእሉ።

ተ.ቁዝድለ ዓይነት ንብረት/Materialመፍለይ ቁፅሪመዐቀኒበዝሒነፀላ ዋጋመብርሂ
ብርሳ
1ሮያል መርጅ ሽቶ1 ደረጃ ኦርጂናልብቁፅሪ02
2ዳሽ ቦርድ ቅብዓት1 ደረጃ ኦርጂናልብቁፅሪ02
3የዉሻ ቆዳ1ይ ደረጃ ኦርጂናልብቁፅሪ02
4ሶላር ብፀሊም1 ደረጃ ኦርጂናልብሴት01
5ሌዘር ዳብል ፌስ ኮምፎርት1ይ ደረጃ ኦርጂናልብሴት01
6አልአብ ሙቐት መከላኸሊ1 ደረጃ ኦርጂናልብሴት01
7ወልፊት1 ደረጃ ኦርጂናልብሴት01

ነዚ ቅጥዒ ዝመለአ ነጋዳይ

ሽም-

ፌርማ፡-

ዕለት፡-

ስልኪ ቑፅሪ