https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/16536
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣርኣያ ዘሪሁን ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ክዕድግ ይደሊ::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 12, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 17, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ የካቲት 17, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ምልከታ

ተ/ናይ ኣቑሑት ዝርዝርመፍለይ ቁፅሪመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቅላላ ዋጋመብርሂ
ብርሳብርሳ
01Cylinder head11101-54131Assey01
02Gasket kit Engine04111-54191kit01
03Piston ring13011-54120set01
04T-belt13568-59066pcs01
05Glow plug19850-54140pcs04


ትካልና ብፕሮፈርማ ኣወዳዲሩ እቶም ስሰስ ኢሎም ዘስዚ ንብረት ክገዝእ ደደሲ ኣብዚ ብፕሮፈርማ ዝግበር ጨረታ

ክትወዳደሩ ትደስ፡-

❖ በዚ ዘርፊ ሕጋዊ ናይ ዘመኑ ዝተሃደሰ ንግዲ ፈቓድ ዘለዎ።

❖ ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ቑፅሪ ዘለዎ።

❖ ዝተሓደሰ መቅረባይነት ዘለዎ።

❖ ተጫራቲ ዝስዕሮ ንብረት ኣብ ውሽጢ ሰለስተ መዓልቲ ከቕርብ ዝኽእል።

❖ ዘይተማለአ ፕርፎርማ ተቐባልነት ዘይብሉ ምኻኑ ኣቐድምና ንገልፅ።

❖ እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ ከም ዘገልግል ክፈልጡ አለዎም።

❖ ተጫረቲ መወዳደሪኹም ካብ ዕለት 12/06/2017ዓ/ም ክሳብ 17/06/2017 ዓ/ም ናብ ኮለጅ ኣርኣያ ዘሪሁን መቐለ ክተቐርቡ ትኸእሉ ኢኹም፡፡

❖ ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 17/06/2017ዓ/ም ሰዓት 3.00 ናይ ቅ/ሰዓት፡፡

❖ ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ ዕለት17/06/2017ዓ/ም ዓ/ም ሰዓት 3:30 ናይ ቅ/ሰዓት ይኸውን

❖ ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ኾነ ብኸፊል እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዘተሓለወ እዩ። ኣድራሻና ቀበሌ 03 ጥቓ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብ.ስ ቑፅሪ 0344419498 ምሕታት ይካኣል