https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/16535
ቢሮ ፋይናንስ ምትሕብባር ሃፍትን ንዳ/ዳ/ምም/ር ፋይናንስ መንግስቲ ካብ One Wash በጀት ዝክፈል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑት ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 12, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 14, 2017 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ የካቲት 17, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ዕለት 12/06/2017 ዓ/ም

ቑፅሪ ትገፋ ሩፕ ጨ/01

ምልክታ ዋጋ መቅረቢ ፕሮፎርማ ቑፅሪ 17/2017 ዓ/ም

ቢሮ ፋይናንስ ምትሕብባር ሃፍትን ንዳ/ዳ/ምም/ር ፋይናንስ መንግስቲ ካብ One Wash በጀት ዝክፈል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑት ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ክትሳተፉ/ፋ ትኽእሉ/ላ።

መምርሒ ተወዳደርቲ ተጫረቲ

1. ናይ ዘመኑ 2017 ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም፡፡

2. ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ በቲ ዘርፍ ዘለዎ፣

3. ናይ ግብሪ ከፈላይ ቁፅሪ/TIN/ ዘለኩም፡፡

4. ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐት ዝተሓደሰ ዘለዎ፣

5. 2% withholding tux ክኸፍል ዝኽእል።

6. ሰዓራይ ምስ ተፈለጠ ኣብ ውሽጢ 5' ናይ ስራሕ መዓልቲ እቲ ዝድለ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑት ክተቅርቡ ትኽእሉ ነጋዶ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድኹም፣ ናይ ግብሪ ከፋላይነት ቁፅሪ /TIN/ መለለይ ቁፅር ኹምን ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐትኩምን ኮፒ ምስ መወዳደሪ ዶክመንትኹምን ብምትሕሓዝ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኳንኩም እናገለፅና መወዳደሪኹም ሽም፣ ኣድራሻን ናይ ትካልኹም ማህተምን ብምግባር ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 12/06/2017 ዓ/ም ክሳብ 14/06/2017 ዓ/ም ሰዓት 10፡00 ክተቕርቡ ክትወዳደሩ ትኽእሉ።

7. እቲ ፕሮፈርማ ዕለት 17/06/2016 ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ኣብ ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ንቢሮ ቑፅሪ 2-19 ይክፈት።

8. ሳዓርቲ እተቅርብዎ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑት ቅቡልዝግበር ብናይ ቢሮና ICT ብዘተጠየቀ ሰፐስፊኬሽን ምካኑ ምስ

ተረጋገፀ ኣታዊ ይከውን::

9. ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ጨረታ ፕሮፈርማ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

10. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ እዋን እቲ ጨረታ ፕሮፎርማ ተራእዩ ሰዓራይ ካብ ዝተፈለጠሉ መዓልቲ ጀሚሩ ክሳብ 07 ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸዉን።

11. ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0914775963 ደዊልኩም ምሕታት ይኸእሉ።

ተ.ቁዝድለ ዓይነት ንብረት/Materialመፍለይ ቁፅሪመዐቀኒበዝሒነፀላ ዋጋመብርሂ
ብርሳ
1Lap TopAttach Specificationብቁፅሪ01

ነዚ ቅጥዒ ዝመለአ ነጋዳይ

ሽም-

ፌርማ፡-

ዕለት፡-

ስልኪ ቑፅሪ