https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/16534
ትካል ሱር ኮንስትራክሽ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ኣብ ከተማ መቐለ ላጪ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈቱ ቢሮ ቁፅሪ G+7 ማለት እዉን 7 ደብሪ ናይ ደገን ዉሽጢ መስትያት በዝሒ ዓሰርተ ሽሕ ሜትሪ ካሪ ከምእዉን ናይ ምድሪ ቤት 2800 ሜትሪ ካሪ ፅሬት ንመፅራይ አወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 10, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 13, 2017 02:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:200
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ የካቲት 13, 2017 02:31 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት/

1 በዚ መሰረት 9/6/2017 ዓም ክሳብ 13/6/2017 ዓም ንተከታታሊ 5 መዓልቲ ዝፀንሕ እንትከዉን ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ኣብ መቐለ ላጪ ኣብ ዝርከብ ሱር ኮንስትራክሽ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ቢሮ ቢዝነስ ዩኒት ቢሮ ሎጂስቲክ ብምቅራብ በዓል 3 ገፅ ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 200 ቅርሺ ብምክፋል ወሲድኩም ኣብ ጨረታ ክትሳተፉ ትክእሉ ምካንኩም ንገልፅ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344408123 0344409506