https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/16519
ትካል ሱር ኮንስትራክሽ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ንአገልግሎት ስራሕቲ መንገዲ ዝዉዕል ቤዝ ኮርስ በዝሒ 9376 ሜትር ኬብ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 7, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 12, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ የካቲት 12, 2017 03:01 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

1 ኣብዚ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ በቲ ዘፈር ፈቃድ ዘለኩም ተጫረቲ ካብ ዕለት 7/6/2017 ዓም ክሳብ 12/6/2017 ዓም ንተከታታሊ 6 መዓልቲ ዝፀንሕ እንትከዉን ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ላጪ ኣብ ዝርከብ ሱር ኮንስትራክሽ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ህንፃ ስራሕቲ ቢዝነስ ዩኒት ቢሮ ሎጂስቲክ ብምቅራብ በዓል 2 ገፅ ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ወሲድኩም ኣብ ጨረታ ክትሳተፉ ትክእሉ ምካንኩም ንገልፅ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344408123 0344409506