
ምልክታ ፕሮፎርማ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር መጋዓዝያ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ስፔር ፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ዕድጊት ክንፍፅም ንደሊ ። ስለዚ ኣብዚ ፕሮፎርማ ክትወዳደሩ እትደልዩ በዚ ዘርፊ ዝተመዝገብኩም ተወዳደርቲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቓሒታት ብምምላእ ንኽትወዳደሩ ንዕድም፡፡
ዝርዝር ተደለይቲ ረቓሒታት
1. ናይ 2017ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ስራሕ ፍቃድ ፣ዝተሓደሰ መቅረባይነት ፣ ቲን ቁፅሪ ድማ ከተሓሕዝ ዝኽእል ፡፡
2. ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 06/06/2017 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 12/06/2017 ዓ/ም ዝፀንሕ ኮይኑ 12/06/2017 ዓ/ም03፡30 ተዓፅዩ ሰዓት 04፡00 ይኽፈት ፡
3. ተወዳደርቲ ኣብ ዘቅርብዎ ሰነድ ጨረታ ናይ ተወዳዳራይ ስም ፣ ፌርማ ብምዕራፍን ብዝተዓሸገ ፖስታ ዕለት፣ ማህተምን ኣድራሽኦምን ከቅርቡ ኣለዎ ።
4. ሰዓራይ ትካል አሸናፊ ኮይኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 03 መዓልቲ ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንብረት ክፍሊት ኣታዊ ክገብር ኣለዎ ።
5. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ እዋን እዚ ፕሮፎርማ ምስ ተኸፈተ ን7' ተኸታተልቲ መዓልቲታት ዝፀንሕ ይኸውን ፡፡
6. እዚ ሰነድ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል ።
7. ኣብ ከይዲ ጨረታ/ፕሮፎርማ ንምዝባዕ ዝፍትኑ ተወዳደርቲ ካብ ጨረታ ወፃኢ ብምግባርን ንቐፃሊ ድማ ኣብ ዕደጋ መንግስቲ ንኸይሳተፉ ክሳብ ምእጋድ ዝበፅሕ ስጉምቲ ክወስድ ይኽእል እዩ ፡፡
8. ተወዳደርቲ ዝበለፀ ሓበሬታ ንምርካብ ኣብ ስራሕ ሰዓት ናብ ቤት ፅሕፈትና ብኣካል ብምምፃእ ምሕታት ይከኣል እዩ ፡፡
| +.ሪ | ዝርዝር ዓይነት ንብረት | ዝርዝር መፍለይ | ሞዴል | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ | መብርሂ |
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | ቲስቲታ | MR133563 | MISS K 74406 | ቁፅሪ | 01 | |||
| 2 | ቲስቲታ ጋስኬት | MR133563 | MISS K 744:06 | ቁፅሪ | 01 | |||
| 3 | ታይሜንግ ቤልት | MR133563 | MISS K 74 | ቁፅሪ | 01 | |||
| 4 | ቫልቭ ኢንቲክ | MR133563 | MISS K 74 | ቁፅሪ | 04 | |||
| 5 | ቫልቭ ኢግዞስት | MR133563 | MISS K 74 | ቁፅሪ | 04 | |||
| 6 | ቫልቭ ሲል | MR133563 | MISS K 74 | ቁፅሪ | 08 | |||
| 7 | ካም ሻፍት ሴል | MR133563 | MISS K 74 206 | ቁፅሪ | 01 | |||
| 8 | ክራንክ ሻፍት ሴል | MR133563 | MISS K 74406 | ቁፅሪ | 01 | |||
| 9 | INJETION PUMP | 22100-54710 | 166 | ቁፅሪ | 01 |