https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/16508
ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ን2017 በጀት ዓመት ዘካይዶም ናይ ህንፀት ፅገና መንገዲን ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ማለት እዉን አቅሑት ኤሌክተሮኒክስ: ሐደሽቲ ናይ ተሽከርክቲ መለዋወጢ አቅሑትን ዘገልገለ ንብረትን : ንሰራሕተኛታቱ ዝከዉን ደንቢ ደንቢ ልብስ ንምዕዳግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 6, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 21, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:200
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ የካቲት 21, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ኣቅርቦት ምግቢ / ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

1 ተጫረቲ ኣግባብነት ዘለዎ ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ :መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪን : ወረቀት ምስክር መቅረባይነት : ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ምኮኖም ዝገልፅ መረዳእታት ወረቀት ምስክር መቅረባይነትን ካልኦት ኣድለይቲ ዝበሃሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

2 ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ኩሉ ግዜ ኣብ ሰራሕ ሰዓት ንኣቅሑት ኤሌክተሮኒክስ 200 ቅርሺ : ደንቢ ደንቢ ልብስ 200 ቅርሺ : ንፀባ 200 ቅርሺ : ንዝዉገድ ንበረት 200 ቅርሺ ምክፋል ኣብ መቀለ ዋና ቤት ፅሕፈት ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን ምዉሳድ ይክእሉ

3 ሰዓራይ ጨረታ ናይ ዝሰዓሮ 10 ሚእታዊ ብስፒኦ ወይድማ ብዉሕስና ባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ከትሕዝ ዝክእል

4 ሰነድ ጨረታ ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ምእታዉ ወይድማ ብፖስታ ሳንዱቅ ቁፅሪ 14 ምልኣክ ይክእሉ

5 ሰዓራይ ጨረታ ዝኮነ ተወዳዳራይ ምስ ሰዓሩ ብደብዳቤ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ ሓሙሽተ መዓልቲታት ናብ ኢንተርፕራዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ብኣካል ብምቅራብ ዉዕሊ ክኣስር አለዎ

6 ሰዓራይ ዝኮነ ተጫራታይ ዉዕሊ እንተይዘይኣሲሩ ዘትሓዞ መከበሪ ጨረታ ብሙሉኡ ተወሪሱ ካብቲ ጨረታ ይስረዝ

7 ሰንዱቅ ጨረታ 21/6/2017 ንጉሆ ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወካለቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

8 እቲ እንተርፕራይዝ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንዝበለፀ ሐበሬታ 0344416727 /  0914744474