https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/16507
በዓል መዚ እቶት ክልል ትግራይ ዝተፈለላዩ ዘገልግሉ ንብረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ስለ ዝደለየ ዝምልክተኩም ኣካላት እዞም ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ረቆሒታት እተማልኡ ክትወዳደሩ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 6, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 21, 2017 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ የካቲት 21, 2017 08:01 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

1 ተጫረቲ ናይዚ ዘመን ግብሪ ዝከፈሉን ፍቃድ ንግድን ዘለዎም ዘሐደሱን ክኮኑ ይግባእ

2 ተጫረቲ ቫት ዝተመዝገቡ : መለለይ ከፈላይነት ግብሪ ዝተመዝገቡ ወረቀት ምስክር ከቅረቡ ዝክእሉን :  ኣብ መቅረባይነት ዝተመዝገቡ ናይ 2017 ዓም ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝከፈልሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ ክኮኑ አለዎም

3 ተጫረቲ ናይ መክበሪ ጨረታ 5000 ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ክትሕዝ ይግባእ

4 ን ዝተዳለወ ናይ ተጫረታ መምርሒን ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ዝሐዘን ንሕድሕድ ሰነድ ዘይምለሰ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ በዓል መዚ ልምዓት እቶት ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ቢሮ ቁፅሪ 4/5 ብምዉሳድ ንዘቅርብዎ ዝርዝር ጨረታ ሰነድ  ዋጋ ብምምላእ ብዝተኣሸገ ፖስታ ብምድላዉ እዚ ምልክታ ከብ ዝተጋወሐሉ 5/6/2017 ዓም ከሳብ 21/6/2017ዓም ኣብ ሰራሕ ሰዓት ንጨረታ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ብምእታዉ ክትወዳደሩ ትክእሉ

5 እቲ ጨረታ ዝዕፀወሉ 21/6/2017ዓም ዓም ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ 21/6/2017 ዓም ሰዓት 8:00 ድሕሪ ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪል ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ይክፈት

6 በዓል መዚ እቶት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙለእ ወይ ብክፋል ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

7 ብተጫረቲ ዝምላእ ዋጋ ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታስክ ተመዝገብቲን ዘይተመዝገብቲ ምዉድዳር ይከኣል እዩ

8 ነፍሰ ወከፍ እቲ ሰነድ ክቢ ማሕተም ፊርማን ክግበረሉ አለዎ

9 ተጫረቲ ዝሰዓርዎ ንብረት ብናይ ባዕሎም መጎዓዝያን መፅዓንን ይወስዱ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁጽሪ ስልኪ 0344401875