https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/16500
ትካል ሱር ኮንስትራክሽ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 5, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 11, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ የካቲት 11, 2017 04:15 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/

1 ኣብዚ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ በቲ ዘፈር ፈቃድ ዘለኩም ተጫረቲ ካብ ዕለት 5/6/2017 ዓም ክሳብ 10/6/2017 ዓም ላጪ ኣብ ዝርከብ ሱር ኮንስትራክሽ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ስራሕቲ መንግዲ ቢዝነስ ዩኒት ቢሮ ሎጂስቲክ ብምቅራብ ኩሉ ግዝ ኣብ ሰራሕ ሰዓት ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ወሲድኩም ኣብ ጨረታ ክትሳተፉ ትክእሉ ምካንኩም ንገልፅ

2 እቲ ጨረታ 11/6/2017 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 11/6/2017 ዓም ሰዓት 4:15 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክብሉ ይክፈት

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344408123 0344409506