https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/16497
ንካልኣይ ግዜ ዝወፀ ቤት ፅሕፈት ልም’ት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ንኣብያት ፅሕፈት ዝዉዕል ብሎት ከፊሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒን ፅሬት ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 5, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 18, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ:ቃፍታ ሑመራ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:150
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ የካቲት 18, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 ናይዚ ዘመኑ ዝተሐደሰ ፍቃድ ስራሕ: ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ቁፅሪ :  ምስክር ወረቀት መቅረባይነት:  ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብሉ መረዳእታ : ናይ ወርሒ ታሐሳስ 2107 ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

2 መከበሪ ጨረታ አብ ሰነድ ጨረታ ብዝተሐተተ መሰረት ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ማለት እዉን ስፒኦ ብጥረ ገንዘብ ወይ ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና ብስም ቤት ፅሕፈት ልምዓት አቶት ምምሕዳር ፋይናንስ ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ሽም ከትሕዙ ዝክእሉ

3 ሰነድ ጨረታ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ስራሕ ሰዓት ዘይምለስ 150 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል

4 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ካብ 3/6/2017 ዓም ክሳብ 17/6/2017 ዓም ይከዉን

5 ሰነድ ጨረታ 18/6/2017 ዓም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት ሰዓት 4:00 ይክፈት

6 ተጫረቲ ኣብ ነብሰ ወከፈ ሰነድ ጨረታ ናይቲ ትካል ማህተምን ናይ ዝምልከቶ ኣካል ፊርማን ከዕርፍሉ ይግባእ

7 ብተወሳኪ ኣብ ምልክታ ጨረታ ሰነድ ጨረታ ብዝወፁ መምርሒታት ተገዛኢ ይከዉን

ንዝበለፀ ሐበሬታ  0988274741  /  0914740697