https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/16495
ምንዋሕ ምልክታ ጨረታ ኩሉኩም ናይ ሰፕ መርሰቨል ፓምፕታት ምስ ሙሉእ አክሰሰሪኡ ንዕድጊት ሰነድ ጨረታ ገዚእኩምን ትገዝእ እትደልዩን ተጫረቲ ቢሮ ማይ ኢነርጅን ክልል ትግራይ ካብ SDG ብዝርከቦ በጀት ኣብ ዝተፈላለዩ ወረዳታት ንግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሰፕ መርሰቨል ፓምፕታት ምስ ሙለእ አክሰሰሪኡ ዕድጊት ንምፍፃም ብብርኪ ክልል አወዳዲሩ ከስርሕ ብዕለት 8/5/2017 ዓም ብቁፅሪ ማይን ኢነርጅን 15383/27 ብድምፂ ወያነ ተጋዊሑ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት ድማ 9/6/2017 ዓም ምንባሩ ይዝክር
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 5, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 17, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:--
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ የካቲት 17, 2017 03:15 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

1 ይኩን ዳኣምበር ካብ ተጫረቲ ብዝቀረበ ናይ መብርሂ ሕቶ እቲ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት ናብ ዕለት 17/6/2017 ዓም ሰዓት 3:00 ተዓፀዩ ሰዓት 3:15 ዝክፈት ምካኑ ፈሊጥኩም ካብ ቢሮ ማይ ኢነርጅን ክልል ትግራይ ብዝወሃበኩም ናይ ሕቶ መብርሂ እዚ ምልከታ ካብ ዝቀረበሉ ግዜ ጀሚርኩም ምዉሳድ ትክእሉ