https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/16486
ቢሮ ምህዞን ሳይንስን ቴክኖሎጅን ክልል ትግራይ ንባዩቴከኖሎጂ ዝውዕል ላፕቶፕ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከዕድግ ይደሊ፡:
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 4, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 6, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ -18, 1745 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ምልክታ ፕሮፎርማ

ቢሮ ምህዞን ሳይንስን ቴክኖሎጅን ክልል ትግራይ ንባዩቴከኖሎጂ ዝውዕል ላፕቶፕ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከዕድግ ይደሊ:: ስለዚ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩም ካብዚ ንታሕቲ ብዘሎ መመዘኒ መሰረት ትወዳደሩ እትኽእሉ ምዃንኩም ንሕብር ፡፡

ዝርዝር ግልጋሎትዝርዝር ምግለፂ/SPECIFICATIONመዓቀኒበዝሒነፀላ ዋጋጠቅላላ ዋጋመብርሂ
1ላፕቶፕ ኮምፕተርHard disk 1 tera SSD
RAM-16GB
14 generation
Core i7 ultra
360" degree rotation
Size 14.1 inch
ቑፅሪ01


መተሓሳሰቢ

➢ ናይቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኹም

➢ በቲ ሓዱሽ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል

➢ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፎቶ ኮፒ ገይሩ ዘቅርብ

➢ ኣብ ፋ/ኢ/ልምዓትን ናይ ግልጋሎት ወሃባይነት ዝተመዝገበሉ TIN ፎቶ ኮፒ ከትሕዝ ዝኽእል ::

➢ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 04/06/2017 ዓ/ም ክሳብ 06/06/2017 ሰዓት 1125 ድ/ቀትሪ ክተቕርቡ ትኸእሉ

➢ ኣብ ስቶርኩም ዘየለ ንብረት ምውድዳር ኣይፍቐድን ፡፡

➢ ሰዓራይ ዝኾነ መቅረባይ ሰዓራይነቱ ምስ ፈለጠ እቲ ዝሰዓሮ ንብረት ኣብ ውሽጢ 2*ናይ ስራሕ መዓልቲ ከረክብ ዝኸእል ፡፡

➢ ቢሮ ካብ ዘዳለዎ ሽምን መፍለይ ቑፅርን ወፃኢ ፂሒፉ ዝተረከበ ተወዳዳራይ ተቀባልነት የብሉን ::

➢ እቱ ንብረት ብናይ ቢሮና በዓል ሞያ ምሰ አረጋገፆ ቅብል እዮ ምስበለ ኣብ ሓደ መዓልቲ ውሽጢ

➢ አታዊ ይከውን ኣታዊ እተዘይ ገይሩ ተወዳዳራይ ተቀባልነት የብሉን ::

➢ እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኾይኑ የገልግል ፡፡

➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቑ 0344 404161 ምድዋል ይከኣል/

ዓዲ ሓቂ ጎኒ ደደቢት ማይክሮፋይናንስ ቢሮ አካለ ጉድኣት 5ይ ደብሪ ቢሮ ቑፅሪ 18 ንርከብ ''