https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/1648
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓም ኣብቲ ወረዳ ንዝርከብ ሴክተር ኣብያተ ግልጋሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 11, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 23, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:ኦፍላ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:30
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጉንበት 23, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ሎት ሓደ መሳርሒ ፅሕፈት

ሎት ክልተ ጎማ መኪና

ሎተ ሰለስተ ኤለክትሮኒክ

ካብ ሎትሓደ ክሳብ ሎት ሰለስተ ዘለዉ በቢዘርፉ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ካብ ዘለዎም ኣቅረብቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእን ክካረይን ይደሊ

  • ስለዚ ተጫረቲ ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ብምምፃእ ንሕድሕድ ሎት ዘይምለስ 30 ቅርሺ ብምክፋል ካብ 8 ግንቦት 2008 ዓም ክሳብ 23 ግንቦት 2008 ዓም ኣብ ስራሕ ሰዓት ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ዝከኣል ኮይኑ እቲ ጨረታ 23 ግንቦት 2008 ዓም ሰዓት 8፡30 ተዓፅዮ ብተመሳሳሊ ዕለት 23 ግንቦተ 2008 ዓም ልክዕ 9፡00 ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ ይክፈት

ተጫረቲ ክተማልእዎም ዝግባእ ረቋሒ ኣብ መምርሒ ተጫረቲ ምርኣይ ይከኣል

  • ቤት ፅሕፈትና በቲ ዝወፀ ጨረታ ካልእ መማረፂ ተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
  • ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0345510044/ 0345510721 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል