https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/16470
ቤት ምክሪ ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ን 2017 በጀት ዓመት ግልጋሎት ጋራጅ ፅገና መካይን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ካብ ሕጋዊያን መቅረብቲ ግልጋሎት ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 1, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት የካቲት 16, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰንበት የካቲት 16, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ፅገና ተሽከርካሪ/

1 ብንግዲ ዘርፊኩም ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩም

2 መለለይ ከፈልቲ ግብሪ ዘለኩም

3 መረዳእታ መቅረባይነት ዝተመዝገብኩም ክተቅርቡ እትክእል

4 ናይ ወርሒ ታሕሳስ 2017 ዓም ሒሳብ ዘቅረብክምሉ መረዳእታ ክተቅርቡ እትእክሉ

5 መከበሪ ጨረታ ቢድ ቢንድ 5000 ቅርሺ ክተቅርቡ እትክእሉ

6 ጨረታ ካብ ዝተቃለሐሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት ምክሪ ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሪት ዕድጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ቁፅሪ 8 እናደማፀእኩም ዘይምለስ 100 ቅርሺ እናከፈልኩም ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ትክእሉ

7 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ካብ 29/5/2017 ዓም ክስብ 16/6/2017 ዓም ይከዉን

8 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 16/6/2017 ዓም ሰዓት 4:00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ድማ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ይከዉን

9 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስረዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344416570  0344405313